ዕላማና ነቲ ስቅ ኢሉ ዝዕዘብ ዘሎ ኣብዝሓ መንእሰይ ንምሕቃፍ'ዩ ይብሉ
'ደቀንስትዮ ንማሕበራዊ ለውጢ አቀላጠፍቲ ሓይሊ ምኻነን ዓለም ለኸ አፍልጦ ይዓቢ'ሎ'
ግዝረት ደቀንስትዮ ብብዝሒ ኣብ አፍሪቃ'ዩ ዝፍፀም
ግርማይ ገብሩ በቲ ማሕበር ታሓጊዞም ኣብ ዝሐዚ እዋን ኣብ ዝላዓለ ትምህርታዊ ብርኪ በፂሖም ዘለዉ ክልተ መንኣሰይ ዓዲሙ’ሎ
ቁጽሪ ንፉዓት ተምሃሮ ንምውሳኽ መንግስትን ወለድን ኣብ ትምህርቲ ጠመተ ክገብሩ ርኢቶ ሂቦም
ብምኽንያት 15 ዓመት ጽንብል ፈነወ ትግርኛ፡ ናብ ቤት-ጽሕፈት ክፍሊ ትግርኛ ብምምጽእ ብኹሎም ኣባላት ቦርድ ዝተፈረመ ሽልማት ዘረከቡ፡ ኣባል ቦርድ ቪክቶር ኣሽ ከምኡ ድማ ዲረክተር ድምጺ ኣመሪካ ደቪድ አንሶር እዮም
ኣብ`ዛ ዓመት`ዚኣ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት 60 ዝኾኑ ውድድራት ኣካይዱ
ኣብቲ መጀመርታ እቲ ዝሕተት ዝነበረ ገንዘብ ከምዚ ናይ ሎሚ ዘደንፁ ስለዘይነበረ ብዙሕ አይተወዓወዔን'ምበር ካብ ዝጅመርሲ ፀኒሑ'ዩ ይብሉ
ባህላዊ ኣካዳድና ዝተፈላለዩ ከባቢታት ትግራይን ግጥምታትን ቐሪቦም
እዚ ሞያ'ዚ ካብ ስነ-ጥበባዊ ጎኑ ብተወሳኺ መአዲ ስራሕ'ውን ዝፈጥር'ዩ - መንእሰይ ሮቤል
ኣብ ትግራይ ከባብታት ገጠር ኣዋልድ ትምሃሮ ምህሮ ሓዲገን ክምርዐዋ ዘገድድ ሕብረተሰባዊ ፀቕጢ ኣሎ
ኣቦኣ ኣርቲስት ሓጎስ ገብሪሂወት፡ ብዲግሪ ድሕሪ ምምራቓ`የ ናይ ምድራፍ ድልየታ ክትቅጽሎ ኣፍቂደላ ይብል
ተወሳኺ ጽዓን