ኣብ`ዚ ብባህላዊ ቅልውላው ዝሳቐ ወለዶ፡ ኣብ ምስራጽ ፍቕሪ ሃገርን ባህልን ዝነበሮ ሓልዮትን ተወፋይነትን ፍሉይ`ዩ ይብሉ መሓዙቱ
መርዓ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ግርማይ ገብሩ ምስ ሰብለወንጌል ገብረእግዝኣብሔር፡ ሰንበት ኣብ መቐለ
ትርሓስ ገብረዮሃንስን ለምለም ገብዮሃንስን ይባሃላ፡፡ ኣብ ከረን ኤርትራ ዝተወለዳ ኢትዮጵያውያን እየን፡፡ ብ1992 ዓ.ም ናብ ሃገረን ተመሊሰን ጽጉማት ወለደን ክሕግዛ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓማውቲ ናብ ስራሕቲ ምጽራግን ምሕጻብን ጫማ ወፊረን
Ethiopian Global Initiative EGI ማለት’ውን ዓለምለኸ ተበግሶ ኢትዮጵያውያን ዝተባሃለ ዘይመንግስታዊ ትካል ኣብ ስደት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን መናእሰይ ናብ ዓዶም ተመሊሶም ብድልየቶም ክሰርሑ ይፅዕር ምህላዉ ይገልፅ
ዓለም ኣብ መወዳእትኡ ኤድስ ክተወግድ ትኽእል`ያ ዝብል ተስፋ አሕዲሩ 'ሎ
ካብ ኤድስ ነፃ ዝኾነ ወለዶ ንኽመፅእ ኣሜሪካ ውፍይቲ'ያ ፣ ሂለሪ ክሊንተን
እታ ሃገር ትኽተሎ ፖሊሲ ትምህርቲ፡ ኣብ ምምዕባል ዓቕሚ ሰብ ዘድሃበ`ዩ`ውን ይብሉ
ኣብ ኣፍሪካ ኣብ ዝካየድ መድረኽ ንምስታፍ ናብ ሞዛምቢክ ዳሬ ሰላም ክኸዱ እዮም
ተወሳኺ ጽዓን