ኣብ ትግራይ ከባብታት ገጠር ኣዋልድ ትምሃሮ ምህሮ ሓዲገን ክምርዐዋ ዘገድድ ሕብረተሰባዊ ፀቕጢ ኣሎ
ኣቦኣ ኣርቲስት ሓጎስ ገብሪሂወት፡ ብዲግሪ ድሕሪ ምምራቓ`የ ናይ ምድራፍ ድልየታ ክትቅጽሎ ኣፍቂደላ ይብል
ካብ ወፃኢ ይዕደግ ዝነበረ ገለ ነገራት ኣብ ውሽጢ ዓዲ ይስራሕ'ሎ
ዊንታ ኤፍሬም R&B Soul ብዝበሃል ቅዲ ሙዚቃ ካልአይ ኣልቡም ወይ ሲዲ ንምውፃእ ትደሎ ዘላ መንእሰይ
ትሕዝትኡ ኣብ መደብ መንእሰያት ቐሪቡ`ሎ።
ዳንኤል ተኽለሃይማኖት ሓደ ካብቶም ንኤርትራ ኽፀውዕዋ ዝኸአሉ ስፖርተኛታት
ገደል እኳ እንተሃለወ መደያይቦ ኣይሳኣንን እሞ ሃፍቶም ናፃ ዕድል ትምህርቲ ረኺቡ
`ኣለቡየ` ንእትብል ናይ ኩናማ ደርፊ ብናይ ትግርኛ ሂፕ-ሃፕ ኣተሃናፊጹ ብምድራፍ ዝፍለጥ ተመስገን ግደ፡ ሕጂ`ውን ንኣውሎ ትግርኛ ብቕዲ ራፕ ክደርፎ`የ ይብል
ኣብ ትግራይ ቁጽሪ ኢንተርኔት ዝጥቀሙ መናኣሰይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይውስኽ’ሎ
መንእሰይ ገብረዋህድ ጎይትኦም ገና ወዲ ሽዱሽተ ዓመት እናሃለወ ዓብይ ሓዉ ሓዚልዎ እናሃለዎ ይሞልቆ እሞ ይወድቕ ብድሕሪኡ ክልቲአን አእጋሩ ይለምሳ
Ethiopia Reads (ኢትዮጵያ ተንብብ) ዝተባሃለ ትካል ዘጣየሹን ዝመርሑዎን ኣይተ ዮሃንስ ገ/ጊዮርጊስ ኣብ ትግራይ ከተማ መቐለ ፈላሚ ተንቀሳቓሲ ቤተ መፃሕፍቲ ሰንበት 16 ነሓሰ ኣመሪቖም ኣለው
እቲ ማሕበር ኣብ ዝተፈላለዩ ኩርንዓት ዓለም ጨንፈራት ከምዘለዎን ምስ ካልኦት ማሕበራት መንእሰያት ብምትሕብባር ከምዝሰርሕን ኣባላት መሪሕነት`ት ማሕበር ይገልጹ
ተወሳኺ ጽዓን