Profile of former Libyan leader Moammar Gadhafi.
ዜና ዓለምና ኣብ ዝተፈላለየ ከባብታት ናይ ዝነብሩን ብዝተፈላለየ መልክዑ ሰራሕቲ ዜና ናይ ዝኾኑን ሰባት ማዕከን`ዩ። ኣገልግሎት ቀርኒ ኣፍሪቃ`ምበኣር ምስሊ ናይ ገለ ካብ`ዞም ሰባት የቕርበልኩም ኣሎ። ነዚ ብሰናይ ድልየት ጋዜጠኛታት በብሰሙኑ ዝርአ ለውጢ ክተስተማቕሩ ትዕደሙ !!
This week's most eye-catching and news-relevant pictures.