ዘተ: ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያ ዝቐፀለ ርክብ ሰላምን ዝበፅሐሉ ደረጃንን፣ኣብ መንጎ ክልቲኦም መንግስታት ዝካየዱ ዘለው ስምምዓት ንህዝቢ ማዕረ ክንደይ ግልፂ ይኾነለው ዝብሉን ኩነታት ናይቲ ዞባን ትትንታነን። ኣጋይሽና ዶ/ር መሓሪ ታደለ ማሩን ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤልን እዮም።
ሙዚቃዊ ምርኢት ኣብ ማይ-ዓይኒ
ተወሳኺ ጽዓን