ኣብ ዓለም ብሰንኪ ኣብ እዋን ወሊድ ዘጋጥም ብርቱዕ ደም ምፍሳስ በብዓመቱ 100,000 ደቂ ኣንስትዮ ይሞታ። ነዚ ዘጋጥም ሞት አዴታት ዋግኡ ክቡር ብዘይኾነ መድሃኒት ምክልኻል ከምዝኸአል ሓደ መጽናዕቲ አርእዩ’ሎ።
ኣብ ዓለም ልዕሊ ሓደ ሚልዮን መንእሰያት ትሕቲ ዕድመ ክትኸላከሎ ብዝኸአል ምክንያታት ይሞቱ’ለው እዚ ድማ ደው ክብል ይግባእ ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም አፍሊጡ።
ኣብ ዓይደርን ኣብ ካልኦት ማእኸላት ጥዕናን ትግራይ ዝሓረሳ ኣደታት ግን ድማ ኣብ ክፍሊ ፅኑዕ መከታተሊ ሕሙማት ዝሃረሱ ህፃውንቲ ደቀን እናተመላለሳ ከጥቡባ ዝፀንሓሉ ፍሉይ መፅለሊ የብለንን፡፡
ኣብ ኡጋንዳ ሰለስተ ዓውዲ ምህንድስና ዝተመረቑ መንእሰያት ንሞት ኣፍሪቃዊያን ህቻናት ቀንዲ ምኽንያት ንዝኾነ ሕማም ሳንቡእ/ኒሞኒያ/ ብቕልጡፍን ብብቕዓትን ዝምርመር ‘Mama’s Hope’ ኢሎም ዝሰየምዎ ‘Smart Jacket’ ምሂዞም ።
ካብ ወርሒ ታሕሳስ ክሳብ ሰነ ብዝህልው ወቕታዊ ኩነት ሕማም ኣንቅፂ ዝኽሰተሉ እዋን ምስ ምዃኑ ሕብረተሰብን ሰብ ሞያ ጥዕናን ግቡእ ጥንቃቐ ክገብሩ ተነጊሩ'ሎ።
ኣብ ካርቱም ሱዳን፡ ማሕበር ኤርትራውያን ምትሕግጋዝ ሕሙማት መንሽሮ ዝብል ማሕበር ኣሎ። ዕላምኡ ነቶም ካብ ኤርትራ ንዝሓሸ ሕክምና ሕማም መንሽሮ ናብ ሱዳን ዝኸዱ ግዳያት፡ ብሞራልን ንዋትን ንምሕጋዝ`ዩ።
ተወሳኺ ጽዓን