ብሰንኪ ኢቦላ 2,500 ሰባት ዝሞትዋ ምዕራብ ኣፍሪቃዊት ሃገረ ጊኒ፣ ካብ ለበዳ ሕማም ኢቦላ ናጻ ከምዝኾነት ሰበ-ስልጣን ጥዕና ዓለም ገሊጾም።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ስሩዕን ዘይስርዑን ዓውድታት ቁጠባ ዝተዋፈሩ ኢትዮጵያዊያን ካብ ዝቕጽል ወርሒ ጥሪ ጀሚሩ ናይ ጥዕና ውሕስና /ኢንሹራንስ/ ክረኽቡ ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ማእኸል ንዝሓርሳ ኣደታት 24 ሰዓታት ምሉእ ናፃ ግልጋሎት ዝህብ ዘመናዊ ኣምቡላንስ እውን ዝቐረበ ፈለሚ ማእኸል ሕክምና ኰይኑሎ።
ተወሳኺ ጽዓን