ስለምንታይ ብህይወቶም ኸለዉ ቅያ`ኦም ዘይንገር?
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ሓደ ብሕማም ፖልዮ ማለት ኣልምሲ ዝተጠቐዐ ማማይ ከምዝተረኸበ ምግላፅና ይዝከር
ለምፂ ብምትንኽኻፍ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ኣይመሓላለፍን ይብሉ ሓኪም ተመሓላላፊ ሕማማት
ዶር ኣብርሃም፡ “ መፍትሕ ጥዕና “ ዘርእስታ ብትግርኛ ዝተጻሕፈት ዓባይ መጽሓፍ ዘውጽአ`ዩ
ወግዒ ምስ ኣደይ ታደለች፡ ንልዕሊ 40 ዓመት ስዋ ዝሸጣ`የን ኣብ ሓውዜን
ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ኤፍረም ገብረክርስቶስ፡ ሃገራዊ ፈስቲቫል ደቀምሓረ ናብ ሓደ ሚልዮን ዝጽጋዕ ህዝቢ ከምዝተሳተፎ ይገልጽ
ካሰቫ ልዑል ምግባዊ ትሕዝቶ ዘለዎ ተኽሊ እዩ፡፡ ብዝበለፀ ኣብ ላቲን ኣመሪካ ዝርከብ ተኽሊ እንትኾን ኣብ ዓለምና ልዑል ምህርቲ ብምርካብ ናይጀርያ ቀዳምነት ትስራዕ
ድሕሪ ኹነታት ክራማት ክስዕብ ዝኽእል ሕማም ዓሶ ንምክልኻል ምድላዋት ከምዝቐጸለ ይግለጽ ኣሎ
ግርማይ ገብሩ ካብ መቐለ፡ ካብ`ዚ ድማ ካብ መጽሓፍ ሰለሞን ጸሃየ ሊንጎ ሓንቲ ማሰን ሓንቲ መልቀስን ኣንቢቡልና`ሎ
ብሓሙስ ዝተመሓላለፈ ምሉእ መደብ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል
ተወሳኺ ጽዓን