በረኸት መንግስተኣብ `ራሃባ` ዝብል ሓዲሽ ናይ ክብሪ መጸውዒ ሒዙ 80 ዕለት ልደቱ የኽብር ኣሎ
ደራሲትን ኣላይትን ኣብ ፌስቲቫል ፊልም: ኣርያም ወልደኣብ: ካብ መስከረም 29 ክሳብ ጥቅምቲ 1 ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ኣብ ዝተኻየደ ሻሙናይ ናይ ኣፍሪቃ ፊልም ፌስቲቫል ሲሊኮን ቫሊ ብፊልም ነዊሕ ዛንታ “ይቕረ ንመን” ወይ Feature Narrative ተዓዊታ። “ይቕረ ንመን” ኣርያም ወልደአብ ተዓዋቲት እዚ ሽልማት ብምዃን ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ተረኺባ ኔራ።
ኣብ`ዚ መደብ`ዚ ምስ ኣብ ሪያድ ስዑዲ-ዓረብ ዝርከቡ 7ተ ኣሕዋት ኣባላት ሓንቲ ሙዚቃ-ባንድ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ `ውን ምስማዕ ይክኣል
ካብ ስፖርት ሓሊፉ ኣብ ካልእ ኮሚኒታዎ ምምዕባል መንእሰያት`ውን ይነጥፍ
ተወሳኺ ጽዓን