ኣብ ማሕበራዊ ርክባትናን ውልቃዊ ምዕባለታትናን ብዛዕባ ዘገድሱ ጉዳያት ኣልዒልና ምስ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ኦሃዮ ሕ/መ ኣመሪካ እትቕመጥ ኤርትራዊት ወ/ሮ ማርታ ኤርምያስ ክኢላ ማሕበረሰባዊ ርክባት ዘካየድዮ ቃለ መጠይቕ ኣብ መደብ ኤርትራውያን ኣብ ኣመሪካ
በረኸት መንግስተኣብ `ራሃባ` ዝብል ሓዲሽ ናይ ክብሪ መጸውዒ ሒዙ 80 ዕለት ልደቱ የኽብር ኣሎ
ደራሲትን ኣላይትን ኣብ ፌስቲቫል ፊልም: ኣርያም ወልደኣብ: ካብ መስከረም 29 ክሳብ ጥቅምቲ 1 ኣብ ከተማ ሳንፍራንሲስኮ ኣብ ዝተኻየደ ሻሙናይ ናይ ኣፍሪቃ ፊልም ፌስቲቫል ሲሊኮን ቫሊ ብፊልም ነዊሕ ዛንታ “ይቕረ ንመን” ወይ Feature Narrative ተዓዊታ። “ይቕረ ንመን” ኣርያም ወልደአብ ተዓዋቲት እዚ ሽልማት ብምዃን ኣብቲ ስነ ስርዓት ሽልማት ተረኺባ ኔራ።
ተወሳኺ ጽዓን