ክልተ ኣብ ኤርትራ ዝተሰርሓ ፊልምታት ኣብ መበል 49 ኣህጉራዊ ፊልም ፌስቲቫል ህዩስተን 2016 ወርቂ ሽልማት ተዓዊተን።
ኣስቴር ገብረሚካኤል መስራቲት ‘ስታር-ፎር-ስታር’ ዝተባህለ ትካል ግብረ-ሰናይ’ያ። 'ስታር ፎር ስታር' ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ክፍለ-ግዝአት ኢንድያና ኣብ ከተማ ኢንድያናፖሊስ ዝርከብ ኽከውን ከሎ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣብታ ከተማን ክፍለ-ግዝአትን ዘለዉ ትሑት ኣታዊ ዘለዎም ውልቀ-ሰባት ንምሕጋዝ ዕላማ ጌሩ’ዩ ተመስሪቱ።
ኣቶ ጀሚል ኣማን፡ ምስ ጓሉ ሰብሪና አማን ናብ ሱዳን ብምኻድ ንኤርትራዊያን ስደተኛታት አብ ሱዳን ናይ ሕክምና መሳርሒታት ሓገዝ አበርኪቱ ከምዝተመልሰ ዝሓለፈ ሰሉስ ኣብ ዝተመሓላለፈ ቀዳማይ ክፋል ቃለ-መጠይቕ ገሊጹ ኔሩ።
ካልኦት ድማ ቦስትዋና፡ ኬብ ቨርደ፡ ናሚብያ፡ሩዋንዳ፡ሳዎ ቶም፡ ፕሪንችፐ፡ ደቡብ ኣፍሪቃን ስዋዚላንድን ይርከበን
ተወሳኺ ጽዓን