ቀንዲ ትኹረት ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኤርትራ፣ኢትዮጵያን ሱማሊያን ክኾና እየን ብመሰረት እቲ ዜና
ተወርዋሪ ሓይሊ ሰራዊት ሱዳን፣ ኣብ ዳርፉር ኣብ ዝፈነው ክልተ ስርሒታት፣ መጠነ ሰፊሕ ፆታዊ ምግሳስን ቅትለት ሰላማዊ ሰባትን ፈፂሙ ንዝብል ክሲ፣ መንግስቲ ሱዳን ነፂግዎ።
አብ ኤርትራ ዝርከቡ አርባዕተ አብ ብረታዊ ቃልሲ ዝተዋፈሩ ምንቅስቃሳት ኢትዮጵያ ቅድሚ ትማሊ ሶሉስ 2 ጳጉመ 2007 ዓ. ም. ብኣቆጻጽራ ግእዝ ናይ ሓባር ምንቅስቃስ ከምዝመስረቱ ተገሊጹ።
ኤርትራዊያን አትሌታት አብርሃም ኪዳነ፤ ፐትሮ ማሞ፥ዮሴፍ ተክለ አብ አውስትራልያ ዝተካየደ ውድድር ጎቦታት: ቀዳማይ፤ ካልኣይን: ራብዓይን ብምኳን ተዓዊቶም።
ተወሳኺ ጽዓን