ዶር በርሀ ሃብተጊዮርጊስን ዶር መሓሪ ታደለን ኣብ ኣሰራርሓን ኣድማዕነትን ኣህጉራዊ ቤትፍርዲ ገበናት ዓሚቕ ትዕዝብቶም የካፍሉ
ካብ መንጎኦም፡ ሓዊ ድሩዕ፡ ደቂ ጰጥሮስ ሰለሞን፡ ሓውቦ ሲሃን ዓሊ ዓብዱ ይርከብዎም
ኣምባሳደር ኣርኣያ ደስታ ድማ፡ ካብ ፖለቲካዊ ወገንነት ናጻ ኣይኮንክን ኢሉዋ
ሰበ-ስልጣን ኢጣልያ፡ ነሕዋትና ኣብ ምድሓን ዝገበርዎ ጌጋ ከይኣክል፡ ሎሚ `ውን ነቶም ዝተረፍና ብኣጉል ተስፋ የጎናዱብና ኣለዉ ይብሉ
ዕላል ምስ ጋዜጠኛን ተሓላቂ መሰላትን ሃብቶም የውሃንስ
መንግስቲ ብኣማእቲ ሚሊዮናት ዝግመት ብር ክስእን ገይሮም ይብል እቲ ኽሲ
ተወሳኺ ጽዓን