ካብ ዝሓለፈ ሰንበት ጀሚሩ፡ ኣቶ መለስ ዜናዊ ዓሪፎም ዝብል ወረ ክናፈስ ቀኒዩ`ሎ
ዓርሰ ቕትለታዊያን ናብቲ ጉባኤ ንምእታው ፈትኒኖም ነይሮም ተባሂሉ
ልዕሊ 13 ሺሕ ህዝቢ ኣብ`ቲ ኣብ ሽወደን ዝካየድ ፈቲቫል ክሳተፍ ንጽበ ይብል ኣቦ መንበር ሽማግለ በዓላት
ታሪኽ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ኣካል ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ'ዩ ስለዚ ምስናዱ ኣካል ዕማም ናይዚ ርኽኽብ'ዩ ኢሎም
ኣቶ መለስ ብድሕሪት ኮይኖም ዝመርሕሉ ምስግጋር ይዝረበሉ`ኳ እንተነበረ፡ ብጥዕና ምኽንያት ዓቕሚ ዝሓጽሮም እንተኾይኑ ግን፡ እቲ ናይ መሪሕነት ምስግጋር ምትግባሩ ከጸግም`ዩ ኢሎም
ኦሮምኛ ብህፁፅ ናይ ፈዴራል ናይ ስራሕ ቛንቛ ንክኸውን እውን ፀዊዑ
ወይዘሮ ጸጋ ገብረኪዳን ካብ በለስ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ምግቢ ብምድላው ሰባት ተወሳኺ ቀለብ ምግብን ንጥዕና ዝሐሸ መማረፂ ክረኽቡ ይሰርሓ ኣለዋ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቲ ግጭት ተቖፃፂረዮ ኣለኹ ይብል
ተወሳኺ ጽዓን