ካብ ኤርትራን ኢትዮጵያን አዘራሪብና'ለና
ስትራተጂ ዋሽንተን ኮንሰንሰስ'ዶ? ልምዓታዊ መንግስቲ? ይሓይሽ ዝብል'ዩ
ሱምሊያዊያን ጨወይቲ ሕዚ’ውን ዜጋታት ስፔይን ንዝኾኑ ክልተ ሰራሕተኛታት ረድኤት ጨዊዮም ይርከቡ
ኣብ መደብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ
ኣብ'ዚ ዳሕራዋይ ምስሕሓብ 'ኣርዱፍ' ጠንቂ ዶብ ሰገር መጥቃዕቲ ኮይኑ
ንመጸሔት ዘ-ኤኮኖሚስት ዝጠቐሱ ጸብጻብት፡ ንቐጠርን ጋናን ሓሊፋ ፡ናይ 17% ዕብየት ኣርእያ ይብሉ፡ ናይ ኣመሪካ ማእከል ስለያ (CIA) ድማ፡ ኤርትራ ኣብ 2011፡ ናይ 8.2% ዕብየት ከም ዘርኣየት ይጠቕስ
ዓለምለኸ ኪኢላታት ስነ ቑጠባ እቲ ኣሃዝ ዘተባብዕ እዩ ኢሎምዎ
'ዝተፈነወ ሓበሬታ ሓቂ ኣይኮነን' ኢሎም መንግስታዊ ባዓል-ስልጣን ኢትዮጵያ
ኢትዮጵያ ብወገና ፡'መንግስቲ ኤርትራ መንገዲ ሰላም ጥራሕ'ዩ ዘዋፃኦ' ትብል
'ካብ ጌጋና እናተመሃርና ርእሰ ነቀፌታ ብምግባር ሓድሽ ሜላ ሒዝና'ለና' ክብሉ'ውን ይገልፁ
ናፅነት ንክዓስል ሚድያታት ትግራይ ካብ ኢድ ገዛኢ ፓርቲ ንክወፃ'ውን ይሓቱ
መንግስቲ ኤርትራ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ድማ፡ እቶም ተታሒዞም ዝነበሩ ጀርመናውያን በቲ ንሱ ዘይደልዮ መንገዲ ስለዝተፈትሑ ዝገብሮ ዘሎ ተዋስኦ`ዩ ኢሉ
ተወሳኺ ጽዓን