ማእኸል መፅናዕትን ምርምርን ምስልምና ዝተዓፀወሉ ስራሕቱ ምስ ናይ ኢትዮጵያ ጉዳያት ምስልምና ሓደ ስለዝኾነ እዩ ኢሎም ብምውሳኽ
ንምብራቃዊ ዩናይትድ ሴትይስ ዝወቅዓ ህቦብላዊ ዝናብ ብዉሕዱ 50- ሰባት ቀቲሉ ብብልዮናት ዝግመት ክሳራ ኢኮኖሚ አውሪሱ
ኣብ ኣሜሪካ ምስዝርከብ ሲኖዶስ ዝተጀመረ ናይ ዕርቂ ድርድር ንክቕፅል ሲኖዶስ ወሲኑ’ሎ
ስነ ጥበባዊት ሌላ ክፍሎም'ውን ጋሻ መደብ ቂሔ - ፅልሚ ኾይና'ላ
ኣብቲ ስነስርዓት ተቓውሞ ከምዝተንፀባረቐ’ውን ተገሊፁ
ተወሳኺ ጽዓን