መርዓ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ግርማይ ገብሩ ምስ ሰብለወንጌል ገብረእግዝኣብሔር፡ ሰንበት ኣብ መቐለ
ጉዳይ ሰብአዊ መሰላት ዘይሕጋዊ ምስግጋር መንእሰያትን ካልኦትን ዝሓወሰ'ዩ
ትርሓስ ገብረዮሃንስን ለምለም ገብዮሃንስን ይባሃላ፡፡ ኣብ ከረን ኤርትራ ዝተወለዳ ኢትዮጵያውያን እየን፡፡ ብ1992 ዓ.ም ናብ ሃገረን ተመሊሰን ጽጉማት ወለደን ክሕግዛ ቅድሚ ሓሙሽተ ዓማውቲ ናብ ስራሕቲ ምጽራግን ምሕጻብን ጫማ ወፊረን
ነቲ ካብ ቆንስል ኤርትራ ዝተዋህበ መብርሂ ንምስማዕ ነቲ ምልክት ድምፂ ጠውቑ
“መእተዊ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ተመኩሮይ ኣብ ሰውራ ኤርትራን” ኣርእስቲ`ታ መጽሓፍ`ዩ
ተወሳኺ ጽዓን