በዝሒ ዝሞቱ ህፃናት ሶማልያ ድሕሪ ክልተ ወርሒ ሎሚ'ውን ኣይነከየን ኢሎም
እቲ ኮንፈረንስ ሊብያ ዴሞክራሲያዊ ምሕደራ ንኽትተክል ንምሕጋዝ እዩ
ኣብ ዝሓለፈ ቀዳም ዝተአስሩ መራሕቲ ተቃወምቲ ፓርቲታት ዝተአስሩ ንዓና ስለዘዘራረቡ'ዮም ክብላ ሓንቲ አባሉ ገሊፀን
ክሳብ 10 ሽሕ ተወከልቲ ካብ መላእ-ዓለም ናብ ኣዲስ ኣበባ ክኣትው'ዮም
ልዕሊ 18 ሰባት ሞይቶም
‘’ተዋጋኣይ ሓይሊ ክንፈጥር ንኽእል፡ዝሃንፅ ሓይሊ’ውን ከምኡ’’ሊብያዊ ኣባል ዓመፅቲ
ተወሳኺ ጽዓን