‘’ዕብየት ኣይተርኣየን ኢለ ኣይከራኸርን’’ኣቶ ገብሩ ኣስራት
’ኣብ መንጎ ናይ ውልቂ ዘፈርን መንግስትን ዘይምትእምማን ኣሎ’’ ዶ/ር ተክኤ ኣለሙ
ኣብቲ ዞባ ብሰንኪ ጥምየት ህፃውንቲ ይሞቱ ከም ዘለው ተገሊፁ
ኣብ መጋቢትን ሚያዝያን ዝነበረ ዝናብ ድኹም እንተነበረ`ኳ ካብ ድሕራዋይ ክፍላ ሰነ ክሳብ ሓምለ ዝወቅዕ ዘሎ ማይ ንእቶት ክራማት ከዐውቶ ኸምዝኽእል ሓላፊ ሚትሮሎጂ ኤርትራ ኣቶ ኢሳቕ ፍስሃ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሩ
ደቡብ ኮርያ 100 ሚልዮን ዶላር ንኢትዮጵያ ሓጊዛ
"እዛ ዕለት'ዚአ ብህይወት እንሃለኹ ትመፅእ'ያ ዝብል እምነት አይነበረንን" - ደቪድ ዳጉ "ብዙሓት ሞይቶም'ዮም፣ ነዛ ዕለት ንምርአይ አይበቅዑን" - ኣገባ ዶክ ነባ
እቲ ሓደጋ ድርቂ ኣብ ሱማሊያ ዝኸፍአ እዩ ተባሂሉ
"2.5 ሚልዮን ሰባት ዝሞትሉ ኩናት ኣብ መወዳእትኡ ብሰላማዊ መንገዲ ምፍፃሙ ዘሐጉስ'ዩ ግን ዘላቂ ዝኸውን ሰሜንን ደቡብን ንረብሓታት ህዝበን ተሓባቢረን ምስ ዝሰርሓ'ዩ"
ደቡብ ሱዳናዊያን ፅዒነን ካብ ሰሜን ናብ ደቡብ ኣብልዕሊ ዝጎዓዛ ባቡራት እውን መጥቓዕቲ ከምዝፍፀመን ተፈሊጡ’ሎ
ኣብ የመን ዝነበረ ናይ ሕቡራት መንግስታት ቤት-ፅሕፈት ስደተኛታት ዓለም ብዛዕባና ንኸይፈልጥ ብሓይልታት ፀጥታ የመን አጥቂዕና'ውን ይብሉ
ተወሳኺ ጽዓን