42 ሚእታዊ ኣሜሪካዊያን ጥራሕ ብዛዕባ ስዱዳት ኣፍልጦ ኣለዎም
ብሓይሊ ሰራዊትን ፖሊስን ዝመፅእ ርግኣት ዘተኣማምን ኣይኮነን'ውን ይብሉ ኣቶ ቆርለዎስ
ኤርትራ ኣብ መንጎ'ተን ዝኸፍኣ ጨቆንቲ፡ ኢትዮጵያ ኸአ ኣብ መንጎ'ተን ናፃነት ዘይብለን ሃገራት ተሰሪዔን ኣለዋ ብማሕበር ቤተ-ናጽነት
ኣብ ካልኦት ዘፈራት ንክተሓጋገዛ'ውን ወጢነን
‘’ሱዳን ካብ ዝርዝር ንግብረ ሽበራ ዝድግፋ ሃገራት ንምውፃእ ዩ-ስ ዝኣተወቶ ቃል ኣብ ሓደጋ ክኣቱ እዩ’’ጆኒ ካርሰን
ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ደቡባዊያን፣ሰራዊት ሱዳን ካብ ኣቢየይ ንክተውፅእ ይፅውዑ
ተቓወምቲ ቅድመ ምድላው ዘይተገበረሉ እዩ ነይሩ ይብሉ
ኤርትራ ካብ'ተን ትሑት ገበን ዝፍፀመለን ሃገራት ምኻና ኣቶ ዓሊ ዓብዱ ገሊፁ
ኢትዮጵያ ትርከበሉ ዞባ ሓደገኛ ምስ ምኻኑ ክዛመድ ይግባእ'ውን ይብሉ ጋሻና
ኣብ መስቀል ኣደባባይ መደረ ዘስምዑ ቀ/ሚ መለስ ዜናዊ፡ ጉዕዞ ህዳሴና ናይ ዋንነት መረጋገጺ ካርታና`ዩ ኢሎም
ንግደብ ህዳሴ ዘማእከለ'ዩ እቲ መደረኦም
ተወሳኺ ጽዓን