"ብመሰረት'ቲ ናይ 2005 ዓ.ም ውዕል ሓፈሻዊ ስምምዕ ግቡኡ ዘይፍፅም ኣፀቢቁ ንኽግለል ክግበር'ዩ "ክብሉ'ውን አጠንቂቆም
ዛጊድ ክልተ ኢትዮጵያዊያን እሱራት ብሕፅረት ክንክን ሞይቶም
"ዝአረጉ ሜላታት አገዛዝአ ድሕሪ ደጊም ተቀባልነት የብሎምን" ኢለን
ዞባዊ ሰላምን ፀጥታን ቀንዲ ትኹረተን ነይሩ
አገልግሎት ትርጉም ንሓደስቲ መፃእቲ ትምህርቲ ቓንቓ ይህብ
ካብ በለስ ዝተሰርሑ ሰላጣ፡ማልማላትን ፅማቑን ገሊኦም'ዮም
ድሕሪ ሎሚ ኩሎም መራሕቲ ብተሓታትነት ክመርሑን፡ ንህዝብታቶም ብኽብሪ ክሕዙን፡ መሰላቶም ከኽብሩን ኣለዎም፡ ከምኡ ዘይገብሩ እንተኾይኖም ግን ክለቁ ኣለዎም ኢለን
ዓብይ ናይ ሓሙኽሽቲ ደበና ከምዝፈጠረ'ውን መሰኻኽር ገሊፆም፡ ኣብ ህይወት ይኹን ንብረት ዝወረደ ጉድኣት እንተልዩ ዝተፈልጠ ነገር የለን
ሚኒስተር ወፃኢ ኣሜርካ ሂለሪ ክሊንተን ሰንበት ኣዲስ አበባ ክአትዋ'የን
እንግሊዛዊ ኩባንያ PVI "ንዝኾነ ጌጋ ሙሉእ ይቅሬታ ንሓትት" ኢሉ'ሎ
ንንግዲ፣ምዕባለን ፀጥታን ኣልዒለን ክዘራረባ'የን
ተወሳኺ ጽዓን