ኣብ 4ተ ማእከላት ስደተኛታት ኣስታት 60 ሺሕ ኤርትራውያን ስደተኛታት ንምውዳብ ብተለፎን ተራኺብና ይብሉ ወደብቲ`ቲ ሰልፊ
ኢትዮጵያ ነቲ ጠለብ ይግምግሞ'ለኹ ትብል
ኢህወደግ ኣብ ክንዲ ንስምረት ንምፍልላይ ህዝቢ'ዩ ዝሰርሕ ዘሎ'ውን ይብል መድረኽ
ብድሕሪ ግብፂ ዘሎ ተፃባኣይ ረብሓ ክፍለጥ ኣለዎ'ውን ይብሉ
ቁፅሪ ረድኤት ምግቢ ዘድልዮም ኢትዮጵያዊያን ወሲኹ
እቲ ናይ ዋጋ ተመን ኣብ ሰሜን ኣፍሪካን ማእኸላይ ምብራቕን ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእ ዘስዐበን ኣብ ቱንዝያ ዝተልዓለን ናይ ምግቢ ዓመፅ ክጅመር እንተሎ`ዩ ተግባራዊ ኾይኑ
ሕቡራት መንግስታትን ቤት ምኽሪ ፀታን ብዙሕ ነገራት ዘጠቓለለ ለውጢ ንኽገብር ፃዊዒት ቀሪቡ
ሃለዋቶም ከምዘይፍለጥ ሓደ ተሓላቒ መሰላት ገሊፁ
እታ ጀልባ 72-ሰባት ሒዛ ከምዝነበረትን እቶም ሹድሽተ ሸውዓተ ኤርትራውያን እቶም ዝተረፉ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ምኻኖም'ውን ገሊፁ
ኣሜሪካዊያን ንዓመፅ ሃገራት ዓረብ ምድጋፎም ሪኢቶ ህዝቢ ሓቢሩ
ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ዩኒቨርሲቲ ሃዋርድ ዝተጀመረ ኣኼባ ቀዳም ተቓሪፁ ሰንበት ኣብ ውሽጢ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ተፈፂሙ
ተቃወምቲ ድማ ኣንጻር`ቲ ኣኼባ ሰልፊ ንምክያድ ተቐሪብና ኣለና ይብሉ ኣለው
ተወሳኺ ጽዓን