ብዛዕባ እቲ ወታደራዊት ስርሒት ካብ ሞቓድሾን ናይሮብን ዝገራጨው መግለፂታት ይወሃቡ ኣለው
ኣብ ኢትዮጵያ ንዝካየድ ፖለቲካዊ ቓልሲ’ውን ዝፈጥሮ ዓቕሚ ዓብይ እዩ ተባሂሉ
ዝኾነ ተቃዋሚ ሓይሊ አብ ሃገሩ ለውጢ ንኸምፅእ ክፅዕር ኸሎ ብመሰረቱ ተአማንነቱ ኣብ ህዝቡ ክሕድር ይግበኦ ይብሉ ገለ ሙሁራት ኤርትራውያን
ዝተረፉ እሱራት'ውን ይፈትሑ ይብሉ ተሓለቅቲ መሰላት
ዋና ዓቃቢ ሕጊ ኣሜሪካ ኤሪክ ሆልደር ነቲ ዜና ኣረጋጊፆም
ካብ1.5 ክሳብ ክልተ ኪ.ሜ ኣብዝነውሐ ርሕቐት 16 ዝሞታ ከብቲ ይርአያ
ኣብ ካልኦት ሃገራት ኣፍሪካ’ውን ብተመሳሳሊ ከምዝተኻየደ ተፈሊጡ
ተወሳኺ ጽዓን