ቋንቋ ግእዝ ናብ ስርዓተ ትምህርቲ ኢትዮዽያ ክተኣታተውን ካብ ቀዳማይ ብርኪ ኣትሒዙ ንክመሃሮን ፃዕሪ ይካየድ’ሎ
`ኣለቡየ` ንእትብል ናይ ኩናማ ደርፊ ብናይ ትግርኛ ሂፕ-ሃፕ ኣተሃናፊጹ ብምድራፍ ዝፍለጥ ተመስገን ግደ፡ ሕጂ`ውን ንኣውሎ ትግርኛ ብቕዲ ራፕ ክደርፎ`የ ይብል
ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ቅድሚ ናብዚ ምምፅኦምን ኣብዚ ምስመፁ ዘጋጥምዎም ሽግራትን ክፈልጡዎም ዝግብኦም ሓቅታትን ንኸብርሁ ኽልተ ክኢላታት ሕጊ ኣዘራሪብና ኣለና
ኣሊሰን ሽያጎ ዝተብሃላ ኣሜሪካዊት ገባሪት ሰናይ ትካል “Healing Hands of Joy” ኣጣይሸን
ንምሉእ ትሕዝቶ`ቲ ምስ ተወልደ ወልደገብሬል ዝገበርዎ ቃለ-መጠይቕ ንምልክት ድምጺ ብምጽቃጥ ምስማዕ ይክኣል።
ዓይኒ ትካል ምርምር ዩ-ስ - ናሳ - ዝሳሓበሉ ኩነታት ተፈጢሩ'ሎ
ዘይተደለየ ጥንሲ ንምክልኻል ዝግበር ፃዕሪ'ውን ይዕወት ኣሎ
ናይ እምነት ናጽነት ብመንግስቲ ክውሃብን ክኽላእን ዘለዎ ጉዳይ ስለዘይኮነ፡ በመሰረት`ቲ ህዝቢ ዘጽደቖ ቅዋም፡ መንግስቲ ካብ ሃይማኖት ኢዱ ከውጽእ ኣለዎ`ውን ኢሎም
ኤርትራ ትርከበን 8ተ ሃገራት ኣብ ዘተሓሳስብ ደረጃ ይርከባ ኢልወን
ኣቶ ኣስገደ ብዛዕባ ምውፃእ ጥሮታ ኣቶ ስብሓ ነጋ እንትዛረቡ ክሳብ ሕዚ’ውን ክፀንሑ ኣይነበሮምን ይብሉ።
ፓቪሎን ኤርትራ ኣስታት 20 ሚልዮን ህዝቢ ከምዝተኸታተሎ ተገሊጹ
ኣብ ትግራይ ቁጽሪ ኢንተርኔት ዝጥቀሙ መናኣሰይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይውስኽ’ሎ
ተወሳኺ ጽዓን