ፓቪሎን ኤርትራ ኣስታት 20 ሚልዮን ህዝቢ ከምዝተኸታተሎ ተገሊጹ
ኣብ ትግራይ ቁጽሪ ኢንተርኔት ዝጥቀሙ መናኣሰይ ካብ ግዜ ናብ ግዜ ይውስኽ’ሎ
እቲ ሃገራዊ መወከሲ ሆስፒታል እዝኒ ኣፍንጫን ጎሮሮን፡ ብምትሕብባር ምንስትሪ ጥዕናን መዲከር ዝተባህለ ጀርመናዊ ማሕበርን ዝተሰርሐ`ዩ
ሃይለ ካብ ውድድር ወጺኡ ፡ ሻምፒዮን ማራቶን ኒውዮርክ ዝነበረ መብ ክፍልዝጊ ኣይኮነሉን
ዝናብ ክረምቲ ምዕሩይ ዝርጋሐ ነይርዎ
ገብረእግዚአብሄር ገብረማርያም ኣብ ማራቶን ኒዮርክ ተዓዊቱ
እቲ ርፖርት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከይዝርጋሕ ከምዝተኸልከለ ዝገለጸ ጉጅለ ሕብረት ኤውሮጳ፡ ቅድሚ ሎሚ ኻብ 50 ንላዕሊ ኣብ ዝበጽሓ ሃገራት ልዕሊ 80 ተልእኮታት ከምዘካይደ ግን ከምዚ ኣጋጢምዎ ከምዘይፈልጥ ጠቒሱ
ህዝቢ ዓፋር ቀይሕ ባሕሪ ንነፅነት ኤርትራ ሰፍ ዘይብል መስዋእትን ክሳራን ምዝንባልን ዝወረዶን ኣብ እዋን ረፈረንደም እወ ንነፃነት 98.9 ሚእታዊ ዘድመፀ'ዩ ይብሉ ኣቶ ነስረዲን ኣሕመድ
BBC ኣብ`ቲ ናይ ዓሚ ሪፖርቱ፡ ኣብ`ቲ ንባንድ ኤይድ ዝምልከት ዝያዳ ንጹር ብዘይምዃኑ ይቕረታ ሓቲቱ፡ ሕወሓት ንዝተወሰነ ረድኤት ናብ ኣጽዋር ብዛዕባ ምውዓሎ ግን ኣብ መርገጹ ከምዘሎ ይገልጽ
መንግስቲ ኢትዮጵያ ካብ ናይ ወጻኢ ለገስቲ ሃገራት ዝቕበሎ ረድኤት ንተቓወምቱ ንምርጋጽ ይጥቀመሉ`ሎ ይብል ሪፖርት ሁማን ራይትስ ዋች። መንግስቲ ብዘመናዊ ባዕዳዊ መግዛእቲ ዝተለበጠ ደረት-ኣልቦ ብድዐ ክብል ይሳለቐሉ
መረፅቲ ንሪፑብሊካውያን ዝመረፁ ብዲሞክራት ዘይምዕጋቦም ንምግላፅ’ዩ
ኣብ ሴነት ዝነበሮም ቁፅሪ መናብር'ውን ወሲኹ
ተወሳኺ ጽዓን