ከንቲባ ድማ እቲ ፀግም ድሕሪ ምዝርጋሕ 24 ኪሜ ሸምበቆ ማይ ንሓንሳብን ንሓዋሩን ክፍታሕ'ዩ ይብሉ
ስነ ስርዓት ቀብሪ ይሕመቕ ይፀብቕ ሓደ ኣካል ባህላዊ ትሕዝቶ ህዝቢ ትግራይ እዩ። ኣብ ትግራይ ሰብ እንትመውት ብኣውያትን ብጥሩምባን ዳሃይ ሞቱ ይንገር
ሓመድ ስዒድ ናውድ ኣብ ዳሕራዋይ 50`ታትን 60`ታትን ፡ ሰፊሕ ኣፍልጦ ዓለምን ኣህዛብን ዝነበሮን ካብ ጸቢብ ኣተሓሳስባ ዝረሓቐን ከምዝነበረ ክልተ ኣብ ዝተፈላለየ ፖሊቲካዊ ኣተሓሳስባ ዝርከቡ ኤርትራውያን ይሰማምዑ
እቲ ኣብ ኤርትራ ኸለኹ ዝረአኽዎ ኩነታት’ቲ እዋን ፈፂመ ክርስዖ ስለዘይከአልኩ “ይርሳዕ ድዩ” ትብል ናይ መጀመርታ መፅሓፍ ፅሒፈ ትብል፡ ወ/ሮ ትዕበ ተወልደ
ምንስቲር ወፃኢ ኢትዮጵያ ስዩም መስፍን ድማ ኤርትራ ንብዙሓት ጎረባብታ ወሪራ'ያ ይብሉ
ህዝቢ ዲሲ ንኸንቲባ ዲሲ ኤድርያን ፈንቲ ”ዝልአኹኻ ዕማም ስለ ዘይፈፀምካ ኣብ ክንዳኻ ካልእ መርፅ’ለኹ” ኢልዎ
ኣትሌት ዘርእሰናይ ታደሰ ኣብቲ ኣብ ሊዝበን ፖርቱጋል ዝተኻየደ ውድድር ፍርቂ-ማራቶን ክብረ-ወስን ክዓትር ዝኸኣለ ብኬንያዊ ሳሙኤል ዋንጅሩ ተታሒዙ ዝነበረ ናይ ፍርቂ-ማራቶን ክብረ-ወሰን ድሕሪ ምስባሩ`ዩ
ሃገራዊን ኣህጉራውን ሕቶታት ቀሪቡሎም
ምንስተር ወጻኢ ኤርትራ ኣቶ ዕስማን ሳልሕ ኣብ ዋዕላ ሚለንየም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፡ ቃልና ዳግም ብምሕዳስ ቆላሕታና እንተኣተዓራሪና ሸቶ ሚለንየም ክነዓውቶ ንኽእል ኢና ኢሎም
ኤርትራ ናይ ኩነተ ሃገራዊ ጥዕንኣ ባጀላ ካብ ዝኾነ ይኹን ወገን ኣይሓተተትን ዝበሉ ምንስተር ዜና ኤርትራ ኣቶ ዓሊ ዓብዱ፡ ኤርትራ ብጹእነት-ናጽነታን ዕብየታን፡ ኣብ ዝበረኸን ዝደልደለን ባይታ ኣላ ኢሎም
ማሕበረ-ሰብ ዓለም ንዝኣተዎ መፅባዓ ክፍፅም ፅዊዖም
ቅድሚ ሎሚ`ውን ኣብ 2003 ራይሞክ ዝተሸለመ ፊሒራ፡ ኣብ ኤውሮጳ ዑደት ክፍጽም እዩ።
ተወሳኺ ጽዓን