ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 20 መጋቢት 2024 ዕለታዊ ዜና- ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብምስጢር ይንቀሳቀሱ ኔሮም ክብል መንግስቲ 50 ሰባት ኣብ ቐይዲ ምእታው ኣፍሊጡ፡ ካብ ንግዳዊ ባንክ ኢትዮጵያ ዝተጠፍአ ገንዘብን ካልኦትን መደብ ደቂ ኣንስትዮን ስድራቤትን ኣብ ኣብነታዊት ኤርትራዊት ሓረስታይ የተኵር።
No media source currently available