ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ስድራቤት ደሃይ ዝጠፍአ ወዶም የናድዩ

ወዲ 22 ዓመት ኤርትራዊ-ኣመሪካዊ ዮሃንስ ኪዳነ፡ ኣብ ሳንሆዘ ካሊፎርኒያ ደሃዩ ከም ዝተሳእነ ስድራቤቱ ንድምጺ ኣመሪካ ሓቢሮም። ካብ ኮርነል ዩኒቨርስቲ ብምህንድስና ሶፍትዌር ተመሪቑ ኣብ ኔትፍሊክስ ዝሰርሕ ዝነበረ ዮሃንስ፡ ደሃዩ ንዘለዎ ወይ ዝዀነ ሓበሬታ ንዘለዎ ሰብ ንስድራቤት ክሕብር ስድራቤቱ ይምሕጸኑ። ብዛዕባኡ ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ ምስ ስድራኡ ዝተገብረ ቃለ-መሕተት ተኸታተሉ።


ስድራቤት ደሃይ ዝጠፍአ ወዶም የናድዩ
please wait

No media source currently available

0:00 0:08:10 0:00
XS
SM
MD
LG