ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 6,2022

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 6,2022 ዜና (መግለጺ ሁማን ራይትስ ዎች ኣብ ክልል ኦሮምያ ንዘጋጠመ መጥቓዕቲ :ዩኒሴፍ ኣብ ሶማል ብዘጋጠመ ደርቂ 500 ህጻናት ምሟቶም ይሕብር) ቃለ መጠይቕ ኣብ ብምምዝባዕ ዘርኢ ዝፍጠር “ኦውቲዝም" ምስ ዶክተር መዝገበ ሃይለ(2ይ ክፋል) የጠቓልል


ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ ሓምለ 6,2022
please wait

No media source currently available

0:00 0:29:59 0:00
XS
SM
MD
LG