ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኤርትራ ኣብ ሓዲድ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም ኣላ ይብል ሕቡራት ሃገራት


Eritrea-Bisha-Mining
Eritrea-Bisha-Mining

ብፍላይ ኣብ ንጥዕና ዝምልከት ኣብ ጽቡቕ ደረጃ ከምዘላ ዝገለጸት ወኪል ሕቡራት ሃገራት ኣብ ኤርትራ Christine Umutoni, ኣብ ሓለዋ ተፈጥሮ ኸባብን ምንካይ ድኽነትን ብዙሕ ክትሰርሕ ኣለዋ ኢላ

ኣብ ኤርትራ ተጸዋዒት UNDP ኣተሓባባሪት ሰብኣዊ ጉዳያትን Christine Umutoni, ኤርትራ ኣብ ምጉዳል ሞት ሕጻናትን ኣዴታትን ከምኡ ኣብ ምጥፋእ ሕማማት ኣብ ሓዲድ ኣላ ኢላ።

ብርክት ዝበላ ሃገራት ኣፍሪቃ ገና ካብ ሓዲድ ምዕዋት ሸቶታት ሚለንየም ወጻኢ ከምዘለዋ ዝጠቐሰት`ታ ወኪል ሕቡራት ሃገራት፡ ኤርትራ በዚ ዘላቶ እንተቐጺላ ኣብ 2015 ንዝበዝሑ ክተዐውቶም`ያ ኢላ።

እንተኾነ ኤርትራ ኣብ ተፈጥሮ ኸባብን ምጉዳል ድኽነትን ብዙሕ ክትቃለስ ኣለዋ ኢላ።
ምስኣ ዝተገብረ ቃለ-መጠይቕ ንምስማዕ ኣብ`ዚ ኽፈቱ።
Eritrea-UNDP
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:22 0:00
መራገፊ

ተዛማዲ

XS
SM
MD
LG