ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ

Internally displaced men sit inside a United Nations Missions in Sudan (UNMIS) compound in Juba December 19, 2013. South Sudanese government troops battled to regain control of a flashpoint town and sent forces to quell fighting in a vital oil producing a

ነዚ ዝሓበረ፡ ኣብ ግዝኣት ጆንግለይ ከተማ ቦር፡ ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝሰርሕ ኢትዮጵያዊ ሃይለሚካኤል ገብረስላሰ`ዩ

ብሰንኪ `ቲ ኣብ`ዚ ሰሙን`ዚ ኣብ ደቡብ ሱዳን ዝተላዕለ ግጭት፡ ኣብ ህወትን ንብረትን ዝወርድ ጉድኣት ኣይነከየን።

ብፍላይ ኣብታ ተቓወምቲ ተቖጻጺሮማ ዘለዉ ከተማ ቦር፡ ካብ ዓሌት ዲንቃ ዝኾኑን ካልኦትን ኣብ መጻብቦ ኣቲዮም ኣለዉ ይብሉ ጸብጻብት።

ኣብ`ታ ግዝኣት ዝሰርሑ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን፡ ንብረቶም ክዝመት ጀሚሩ።

ምስ ሕቡራት ሃገራት ዝሰርሕ ኢትዮጵያዊ ሃይለሚካኤል ገብረስላሰ፡ ኣብ ልዕሊ ክልተ ኤርትራውያን ናይ መቑሰልቲ ሓደጋ ኣጋጢሙ`ሎ ይብል።

ንቪኦኤ ዝሃቦ ቃለ-መጠይቕ ምስማዕ ይክኣል፡
ሃይለሚካኤል ገብረስላሰ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:18 0:00
መራገፊ
XS
SM
MD
LG