ቅልውላው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት - ድምጺ ኣመሪካ
ቅልውላው ኢትዮጵያዊያን ስደተኛታት - ድምጺ ኣመሪካ
        <ttl>60</ttl>        
ካብ ክልል ኦሮምያ ናብ ክልል ኣምሓራ ዝተፈናቐሉ ተመዛበልቲ ናይ ምምላስ ኣኼባ ተቓኒዑ
            <description>ባህርዳር — ኣብ ዝሓለፋ ኣርባዕተ ዓመታት ብሰንኪ ግጭት ካብ ክልል ኦሮምያ ናብ ክልል ኣምሓራ ንዝተመዛበሉ ተፈናቐልቲ ናብ ዝነበሩሉ ከባቢ ንምምላስ ዘኽእል ኣኼባ ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።
ንድምጺ ኣመሪካ ርእይቶ ዝሃቡ ኣብ’ቲ ኣኼባ ዝተሳተፉ ላዕለዎት ሰበ- ስልጣን ተፈናቀልቲ፣ ናብ ሰላም ዘለዎ ከባቢታት ክልል ኦሮምያ ንምምላስ ከምዝስራሕ ገሊጾም።
ወሃቢ ቃል ቤት ጽሕፈት ኮምኒኬሽን ክልል ኦሮምያ ኣቶ ሃይሉ ኣዱኛን ናይ ክልል ኣምሓራ መዘነኦም ኣቶ ወንድወሰ ለገሰን ተፈናቀልቲ ናብ ሰላማዊ ከባቢታት ክልል ኦሮምያ ናይ ምምላስ ጻዕሪ ጽባሕ ረቡዕ ከምዝጅምር ሓቢሮም ኣለው።
ኣብ ስዑድ-ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵውያን እሱራት ሓገዝ ይፅውዑ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ስዑድ ዓረብ ንነዊሕ እዋን ተኣሲሮም ዝፀንሑ ኢትዮጵያውያን ዋላ እኳ መቕፃዕቶም እንተወድኡ፣ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ብዘይምኽኣሎም ሕጂ እውን ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ይሳቐዩ ከምዘለው ንድምፂ ኣመሪካ ሓቢሮም።
መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም መቕጻዕቶም ወዲኦም ዝተፈትሑ ስደተኛታት ተቐቢሉ ናብ ሃገሮም ክመልሶም ከምዘይከኣለ ዝገለፁ እቶም ወሃብቲ ርእይቶ፣ በዚ ምኽንያት ኣስታት 300 ዝኾኑ ሰባት ካብ 6-9 ኣዋርሕ ኣብቲ ቤት ማእሰርቲ ክፀንሑ ከምዝተገደዱ ሓቢሮም። ኣብቲ ዘለውሉ ሺመይሲ ዝበሃል ቤት ማእሰርቲ ልዕሊ 50- ሽሕ ኢትዮጵያውያን ሕጂ እውን ተኣሲሮም ከምዘለው እውን እቶም ወሃብቲ ርእይቶ ገሊፆም። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዝተሓተተ ሚንስትሪ ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ ብወገኑ ነቶም ካብ ኣብያተ ማእሰርቲ ዝተፈትሑ ስደተኛታት ናብ ዓዶም ንምምላስ ይሰርሕ ምህላዉ...</description>
ኢጣልያ፥ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣብ ዝወሰኸሉ ተሪር ሕግታት ምሕታት ዑቕባ ተሕልፍ
            <description>ዋሽንግተን — መንግስቲ ኢጣልያ ሓደስቲ ማእከላት መቐበሊ ስደተኛታት ክሃንፅ ምዃኑን ተቐባልነት ዘይረኸቡ ድማ ብቕልጡፍ ክመልስ ዘኽእል ስጉምትታት ትማሊ ሰኑይ 18 መስከረም 2023 ኣፅዲቑ። ኢጣልያ ኣብ ቀረባ ናብ ደሴት ላምፐዱሳ ዋሕዚ ስደተኛታት ኣጋጢሙዋ ይርከብ። ኣብዚ ዓመት ጥራሕ በቲ ሓደገኛ ባሕሪ ኣቢሎም ካብ ሰሜን ኣፍሪቃ ናብ ኣውሮጳ ክሰግሩ ዝፈተኑ ልዕሊ 2,000 ሰባት ከምዝሞቱ ፀብፃብ ሕቡራት ሃገራት የመልክት።
ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብታ ንእሽተይ ደሴት ኣስታት 10-ሽሕ ደተኛታት ኣትዪም። መብዛሕትኦም ካብ ቱንዝያ ብናእሽቱ ጀላቡ ኣቢሎም ንባማእከላይ ባሕሪ ዘቛረፁ እዮም።
ሕ/ሃ ምቍራጽ ሓገዝ ንትግራይ ኣብ ጥዕና ዜጋታት ርኡይ ምንቍልቋል የስዕብ ምህላው ገሊጹ
            <description>ዋሽንግተን — ኲናትን ምቍራጽ ሰብኣዊ ሓገዛትን ናብ ክልል ትግራይ ተደማሚሩ፡ ብዙሓት ዜጋታት ትሕቲ ንቡር ሚዛን ይምዘኑን ብዋሕዲ ዝተመጣጠነ መግቢ ይሳቐዩ ምህላውምን ንምንጭታት ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ኣገልግሎት ዜና ፈረንሳ ጸብጺቡ።
ምውህሃድ ሰብኣዊ ሓገዛት ሕቡራት ሃገራት (ኦቻ) ሰኑይ ኣብ ዘውጽኦ ገምጋም፡ ኣብ ሰሜናዊ  ኢትዮጵያ ልዕሊ 8.8 ሚልዮን ዜጋታት ተጸበይቲ ሰብኣዊ ሓገዝ ኰይኖም፡ ምስ ምቍራጽ ሓገዝ ኣብቲ ከባቢ ግን እቲ ሰብኣዊ ቅልውላው እናበኣሰ ምምጻኡ ይሕብር።
ቤት ጽሕፈት ኦቻ ምስ ናይ ዝሓለፈ ዓመት ብምንጽጻር፡ ኣብ ክልል ትግራይ ብሰንኪ ስእነት ዝተመጣጠነ መግቢ ናብ ሕክምና ዝኣትዉ ዜጋታት ብኣስታት ዕጽፊ ምውሳኹ ኣመልኪቱ'ሎ። እቲ ቤት ጽሕፈት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ቀንዲ ጠንቂ እቲ ዕብየት ዘይተመጣጠነ መግቢ ምቍራጽ ሓገዝ ምዃኑ ይጠቅስ።
ኣመሪካን ሕ/ሃን ሓገዝ መግቢ ኣብ ክልል ትግራይ ደው ድሕሪ ምባሎም ብኣማኢት ዝቑጸሩ ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ተገሊጹ
            <description>ዋሽንግተን — ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ክልል ትግራይ ዝህብኦ ዝነበረ ሓገዝ መግቢ ድሕሪ ምቁራፆም ኣብ ቀረባ ሰሙናት እንተወሓደ 700 ሰባት ብጥምየት ምሟቶም ከባቢያዊ ሰበስልጣንን መፅናዕቲ ዘካይዱን ኣፍሊጦም።
ኣመሪካን ሕቡራት ሃገራትን መግቢ ንዘድልዮምን ሰባት ዝመፀ ረድኤት ብውዲት ይስረቕ ኣሎ ብምባል እዮም ኣብ ወርሒ መጋቢት ነቲ ሓገዝ መግቢ ደው ምባሎም ዘፍለጡ: ኣብ መጀመሪያ ወርሒ ሰነ ድማ እቲ ምቁራፅ ረድኤት መግቢ ኣብ ምሉእ ኢትዮጵያ ክኸውን ወሲኖም በዚ ድማ መግቢ ዘድልዮም 20 ሚሊዮን ሰባት  ተሃስዮም።
ናይ ክልል ትግራይ ኮሚሽን ምምሕዳር ሓደጋ እቲ ረድኤት መግቢ ካብ ዝቋረፅ ኣትሒዙ ምስ ጥምየት ብዝተኣሰሰረ ካብ ውሽጢ ሸውዓተ ዞባታት እቲ ክልል ኣብ ሰለስተ ዞባታት ጥራሕ 728 ሰባት ምሟቶም ምምዝጋቡ ኣፍሊጡ'ሎ። እቲ ሓበሬታ...</description>
ፕሮግራም መግቢ ዓለም ኣብ ክልል ትግራይ ዝጸንሖ ስራሕ ንግዜኡ ከም ዘቋረጾ ኣፍሊጡ
            <description>ዋሽንግተን — ብሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ዝኣተወ እኽሊን ካልእ መሰረታዊ ቀረባትን ኣብ ዕዳጋ ክሽየጥ ስለ ዝተረኽበ፡ ኣብ ክልል ትግራይ ክገብሮ ዝጸንሐ ኣገልግሎት ደው ከም ዘብሎ ፕሮግራም መግቢ ዓለም(WFP) ኣፍሊጡ። ከም ሓበሬታ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሴይትድ ፕረስ፡ ፕሮግራም መግቢ ዓለም፡ እቲ ዝተገብረ ምጥፍፋእ ክሳብ ዝጻረ፡ ካብ 20 ሚያዝያ ኣትሒዙ ኣብቲ ክልል ሓገዝ ናይ ምብጻሕ መደባቱ ደው ምባሉ ኣመልኪቱ።
ብቤት ጽሕፈት ፕሮግራም መግቢ ዓለም ናብ መሻርኽቲ ኣካላት ኣብ ዝተላእከ ደብዳበ፡ እቲ ንኣስታት 100-ሽሕ ዜጋታት ዝኸውን ቀረባት ካብ ሸራሮ ድሕሪ ምስራቑ፡ ኣድላዪ ምጽራይ ክግበር ክጽውዕ ጸኒሑ’ዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ዳይረክተር እቲ ፕሮግራም ናብ ልል ትግራይ በጺሑ ምስ ፕረዚደንት ግዜያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣቶ ጌታቸው ረዳ ኣብ ዝገበሮ ርክብ፡ ነቲ...</description>
ኣብ ቦረና 800-ሽሕ ሰባት ሓገዝ  ከም ዘደልዮም ሰበ-ስልጣን'ቲ ከባቢ ገሊጾም
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ቦረና ንሓሙሽተ ተኸታተልቲ እዋናት ዝናብ ብዘይምርካቡ እናገደደ ብዝመፀ ደርቂ 3.5 ሚሊዮን እንስሳት ከም ዝሞታ ብናይ ውሽጢ ሃገር መራኸቢ ብዙሃን ዝተጠቐሰ ናይቲ ዞባ ምምሕዳር ኣፍሊጡ።
ኣስታት 800.000 ሰባት ድማ ህፁፅ ረድኤት መግቢ ከምዘድልዮም ተገሊጹ ኣሎ።ኣብ ዞባታት ጉጂን ምዕራብ ጉጂን ልዕሊ 600.000 ሰባት ኣብ ተመሳሳሊ ኩነታት ከምዝርከቡ ሰበስልጣን ንድምፂ ኣመሪካ ገሊፆም። ቤት ፅሕፈት ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ዞባ ጉጂ ኣብቲ ዞባ ብደርቅን ፀገም ፀጥታን ልዕሊ 500-ሽሕ ነበርቲ ሓገዝ ከምዘድልዮም ብምግላፅ ዝተወሰኑ ሰባት ጥራሕ ሓገዝ ይረኽቡ ከም ዘለዉ ገሊፁ ኣሎ።
ናይ ሕቡራት ሃገራት ቤት ፅሕፈት ኣዋሃሃዲ ረድኤት ብደርቂ ዝተጠቕዑ ክልላት ብለበዳ ሕማም ኮሌራ እውን ይጥቅዑ ከም ዘለዉ ኣፍሊጡ ኣሎ።
ፍሊፖ ግራንዲ፡ ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡሉ መዓስከር ስደተኛታት ኣለምዋጭ በጺሑ፣ ዝያዳ ሓገዝ ሓቲቱ
            <description>ዋሽንግተን — ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ፍሊፖ ግራንዲ፡ ኤርትራውያን ኣብ ዝርከቡሉ መዓስከር ስደተኛታት ኣለም ዋጭ በጺሑ ምስቶም ስደተኛታት ወከልቶምን ምዝርራቡ ወኪልና ካብቲ ቦታ ጸብጺባ። ፍሊፖ ግራንዲ፡ ኣብቲ ናይ ዳባት ዑደቱ፡ ብዳይረክተር ጉዳያት ተመለስቲ ስደተኛታት ኢትዮጵያ ኣቶ ተስፋሁን ጎበዛይ’ውን ተሰንዩ ነይሩ።
ንኹነታትን መነባብሮን እቶም ስደተኛታት ድሕሪ ምዕዛብ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ “ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኢትዮጵያ ፍርቂ ናይቲ ንስደተኛታት ክትረኽቦ ዝተለመት መጠን ሓገዝ ጥራይ ምርካባ ዓቢ ክፍተት ፈጢሩ ነይሩ፡” ኢሉ። ንሱ ወሲኹ ምስ ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያን ተዛማዲ ሓገዛት ናይ ምብጻሕ ተኽእሎታትን ለገስቲ ኣካላት ኣበርክቶኦም ከሐይሉ ጸዊዑ።
ፍሊፖ ግራንዲ ብምቕጻል፡ ብሕልፊ ንኤርትራውያን ስደተኛታት ዝወርዶም ተደጋጋሚ ምጕስቓል...</description>
ሕ/ሃ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ መስርሕ ምጅማሩ ኣፍሊጡ
            <description>ዋሽንግተን — ወሃቢ ቃል ወኪል ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት(UNHCR) ፋርሓን ሓቅ ምስ 41 ዓለምለኻውን ከባቢያውን መሻርኽቲ ብምትሕብባር ኣብ 2023 ንልዕሊ 900,000 ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ንምሕጋዝ ናይ ገንዘብ ምትእኽኻብ ትማሊ ሰሉስ ምጅማሩ ሓቢሩ። ብመሰረት ምኽትል ወሃቢ ቃል ሕቡራት ሃገራት ፋርሓን ሓቅ እቲ ምሕፅንታ 500 ሚሊዮን ዶላር ንምርካብ እዩ።
ሓቅ "እቲ ግብረ መልሲ ኣብ መንጎ ተዋሳእቲ ሰብኣዊ ሓገዝን ልምዓትን ምትእስሳር ብምፍጣር ዘላቒ ፍታሕ ንምምፃእ ዝዓለመ ምቕራብ  ህይወት ኣድሕን ክኸውን ትካል ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት ኣስሚርሉ እዩ’’ኢሉ። ንሱ ብምውሳኽ "ሱዳን 1.1 ሚሊዮን ስደተኛታት ደቡብ ሱዳን፡  ኤርትራ ፡ ኢትዮጵያ ፡ ሪፓብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪቃ ፡ ቻድ ፡ ሶሪያ ፡ የመንን ካልኦት ሃገራትን ብምዕቛብ ኣብ ኣፍሪቃ ካልአይቲ...</description>
ብሰንኪ ኲናት ትግራይ ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ናብ ሃገሮም ክምለሱ ተስፋ ይገብሩ
            <description>ዋሽንግተን — ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ንኽልተ ዓመት ዝተኻየደ ኲናት ሃዲሞም ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ስደተኛታት ነቲ ስምምዕ ሰላም ስዒቡ ናብ ሃገሮም ክምለሱ ተስፋ ኣለዎም። እንተኾነ ግን ንደሕንነቶም ሎሚ እውን ስግኣት ኣለዎም።
ገለ ካብቶም ኣብ ክልል ትግራይ ንኽልተ ዓመታት ክካየድ ዝፀንሐ ኲናት ሃዲሞም ኣብ ሱዳን ተዓቊቦም ዝርከቡ ልዕሊ 70,000 ዝኾኑ ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ነቲ ኣብ ወርሒ ሕዳር ኣብ መንጎ ፈደራል መንግስቲ ኢትዮጵያን ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ስምምዕ ሰላም ድሕሪ ምፍፃሙ ኣብ ቀረባ ናብ ዓዶም ክምለሱ ተስፋ ክገብሩ ከለዉ ገለ ድማ እቲ ስምምዕ ሰላም ማዕረ ክንደይ ፀኒዑ ክቅፅል ይኸውን ዝብል ጥርጣረ ኣለዎም።
 ((ጥዐኅጥ))
 ፮፩ ዓመት ዝዕድሚኦም ትግራዋይ ተስፋይ ገብረ ማሪያም ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ...</description>
ድሕሪ ስምምዕ ሰላም ኢትዮጵያ፤ ምድላው ንበዓል ልደት ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራቤት
            <description>መቐለ — ብሰንኪ ኣብ ክልል ትግራይ ዝነበረ ኲናትን ዝሰዓበ ምቍራጽ መራኸቢታትን፡ ኣብ ኣዲስ-ኣበባን መቐለን ተፈላልዮም ዝነበሩ ስድራቤታት ንህዝባዊ በዓላት ብግቡእ ከስተማቕሩዎ ዕድል ኣይጸንሖምን። ሕጂ ድሕሪ ምጅማር በረራ ናብ መቐለ ዝተመልሰ ኣቦ፡ ምስታ ዳግም ዝተኣኻኸበት ስድራ፡ በዓል ንምሕላፍ ከመይ ይዳለዉ ኣለዉ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
 ሕ/ሃ  ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ዝህቦ ሓገዝ ምውሳኹ  ይገልጽ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት፡ ንክልላት ትግራይን ዓፋርን ዝኸውን ዝረኽቦ ዘሎ ሓገዝ ይውስኽ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ንድሓር ጥራይ ልዕሊ 3-ሺሕ መግቢን መድሃኒትን ከምኡ መጽለሊ ዝጸዓና መካይን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝኣተዋ እቲ ቤት ጽሕፈት ሓቢሩ`ሎ። ካብ ጥቅምቲ ጀሚሩ፡ 60% እቲ 5.4 ሚልየን ህዝቢ ክልል ትግራይ ከምዝተሓገዘ'ውን ይጠቅስ።
እንተኾነ ኣብተን ክልላት ዘሎ ጉድለት ዝተመጣጠነ መግቢ ብዘሰንብድ ኩነታት ከቢድ ምዃኑ ኣብዚ ቐረባ ዝወጸ ሪፖርት ሕቡራት ሃገራት የመልክት። ውዕል ሰላም ፈደራል መንግስቲ ምስ ሓይልታት ህወሓት ኣብ ዝተኸተመሉ እዋን`ውን ኣብ ገለ ከባብታት ክልል ትግራይ ረድኤት ንምብጻሕ ገና የጸግም ከም ዘሎ`ውን ጠቒሱ ኔሩ።
ወሃቢ ቓል ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ስግኣትን...</description>
ተመዛበልቲ መኾኒ መሰረታዊ ሓገዝ ኣይረኸብናን ይብሉ
            <description>መቐለ — ዳግም ብዝተወልዐ ኲናት ኣብ መኾኒ ተዓቚቦም ዝርከቡ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ፡ እቲ ካልኦት ተመዛበልቲ ዝረኸቡዎ መሰረታዊ ቀረባት’ውን ከም ዝተሓረሞም ይገልጹ። ገለ ካብቶም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ተመዛበልቲ፡ በቲ ሓዲሩዎ ዝነበረ ተስፋታት ሰላም ምሉእ ኣይኰነን ይብሉ። ኣመራርሓ ሓደጋ እቲ ክልል ብወገኑ፡ ሓገዝ ካብ ምሕታት ከም ዘይዓረፉ የብርሁ።
ጸብጻብ፤ ዘተ ላዕለዎት ልኡኻት ምስ ህዝቢን ተወከልቲን ከተማ መቐለ
            <description>መቐለ — 
ትማሊ ኣብ ከተማ መቐለ ናይ ሓደ መዓልቲ ናይ ስራሕ ምብጻሕን ዳህሳስ ምክያድን ዝገብረ ላዕለዋይ ልኡኽ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ኣማስያኡ ንኣዲስ-ኣበባ ቅድሚ ምምላሱ፡ ንዳግም ምኽፋት መሰረታዊ ኣገልግሎታት ዝምልከት ምስ በበይኖም ወገናት ዝርርብ ኣካዪዱ ነይሩ። ብዛዕባ’ቲ ኣብ ቀረባ እዋናት ክጅምር ዝቀራረብ ዘሎ ማሕበራዊ ኣገልግሎታትን ካልእ ኣብቲ ሓባራዊ ዝርርብ ዝተላዕሉ ጉዳያት ኣጣሚሩ ዝምልከት ዝተዳለወ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ኣብ ጎንደር ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኩነታት እንተ ዘየተመሓዪሹ ንሃገሮም ክምለሱ ይሓቱ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት እቶም ዘጋጥምዎም ዘለው ፀገማት ክፍትሑ ብዘይምኽኣሎም ናብ ሃገሮም ንክምለሱ ሕቶ ከምዘቕረቡ ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም።
ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ዘለዎም ብርክት ዝበሉ ስደተኛታት ከምዝተመዝገቡ እውን ሓቢሮም። ላዕለዋይ ኮሚሽነር ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብወገኑ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል ኣብ ዝሃቦ ርእይቶ ኣብ ኣለምዋጭ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ድሌት ከምዘርኣዩ ፈሊጠ ኣለኹ ይብል። ስእነት ጸጥታ’ውን ካልእ ሻቕሎት ፈጢሩ ዘሎ ምዃኑ እቶም ስደተኛታት ይዛረቡ።
ድሕሪ ነዊሕ ስቕታ ዝተመልሰ መስመር ቴለፎን፡ ንሓዘንን ሓጐስን ብማዕረ የቃልሕ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ክልል ትግራይ፡ መስመር ቴለፎን ንኣስታት ዓመትን ፈረቓን ተበቲኹ ድሕሪ ምጽናሑ፡ ኣብ ገለ ከባቢታት ጀሚሩ ኣሎ። መስመር ቴለፎን ድሕሪ ምኽፋቱ፡ ምስ ስድራቤቶም ክራኸቡ ዝጀመሩ፡ ድምጺ ስድራቤቶም ክሰምዑ ምጅማሮም ዘሕጕስ ደኣ ይዅን እምበር፡ እቲ ዝስዕብ ዘሎ መርድእ ስድራቤቶም ንምቍጽጻር ግን ኣይከኣሉን።
ድሕሪ’ቲ ተነቃፊ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት፡ ኣብቲ ንዓመትን ፈረቓን ተቛሪጹ ዝጸንሐ ገለ ወገናት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ስልኪ ኣብ ቀረባ ሰሙናት’ዩ ጀሚሩ። ምስ ስድራቤቶም ብስልኪ ክዛራረቡ ዕድል ዝረኸቡ ተወላዶ ትግራይ ዝተፈራረቐ ስምዒት ይነግሩ።
“ምስ ስድራቤተይ ክዛራረብ ኣዝየ ሃሪፈ’የ ነይረ፡” ይብል ኣብ ኖርወይ ዝቕመጥ’ሞ ንድሕነት ስድራቤቱ መንነቱ ክንዕቅበሉ ዝሓተተ ሓደ ዜጋ። “ንስድራቤት ክትዛረብ ትደሊ። እቲ ቀንዲ ሻቕሎት ግን መን...</description>
ኩነታት ጸጥታ ክልል ኦሮምያ የንቋልቁል ምህላው ኦቻ ሓቢሩ
            <description>ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ዘይምርግጋእ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከም ዝተፈናቐሉን ማሕበራዊ  ኣገልግሎታትን ትሕተ-ቕርጽታት ከም ዝዓነዉን ቤት ጽሕፈት ምህውህሃድ ሰብኣዊ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት(ኦቻ) ኣፍሊጡ።
እቶም ተፈናቐልቲ ኣብ ውሽጢ ኦሮሚያ ጥራይ ዘይኮነስ ንመዓልታት ተጓዒዞም ኣብ ናብ ክልል ኣምሓራ ብምስጋር ተዓቑቦም ዘለዉ`ውን ብዙሓት ምዃኖም ኦቻ ገሊጹ`ሎ።
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ወርሒ ታሕሳስ 2022 ጥራሕ፡ ልዕሊ 10 ሺሕ ሰባት ምፍንቓሎም ሰበ-ስልጣን`ቲ ከባቢ ምሕባሮም ኦቻ ኣብቲ መግለጺኡ ጠቒሱ`ሎ።
ብምኽንያት ብዝሒ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑቕባ ዝሓቱ ተመዛበልቲ፡ ሰበ-ስልጣን`ቲ ኽልል ካብ ከባብታት ምብራቕ ጎጃምን ጎንደርን ሓሊፎም፡ ኣብ ጃራን ታርክሽን ዝብሃሉ ኣብ ኣብ ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዝርከቡን መዕቆቢ...</description>
ኣብ ጅቡቲ ዝርከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ጸገማቶም የካፍሉ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ጅቡቲ ኣሊ ኣዴህ ኣብ ዝበሃል መዓስከር ካብ 8 ክሳብ 14 ዓመት ከምዝተቐመጡ ዝዛረቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብዋሕዲ መግቢን መሰረታዊ ቀረባትን ይሳቐዩ ከም ዘለዉ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቦም።
እቶም ስደተኛታት ዝያዳ ዘሰከፎም ግን ናይ መጻኢ ኣንፈቶም’ውን’ዩ። ንገለ ካብቶም ስደተኛታት ገብረ-መልሲ ዝምልከቶም ኣካልን ብምጥቓልል ዝተዳለወ መደብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ሚ/ጉ/ወጻኢ ብሪጣንያን ወኪል ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ክልል ዓፋር በጺሖም
            <description>ዋሽንግተን — ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ብሪጣንያ ጄምስ ክለቨርልን ወኪል ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ  ጊያኖፍራንኮ  ሮቲግጅሊያኖንን ደርቂ ኣብ ልዕሊ ቆልዑን ስድራታትን ዘስዓቦ ተፅዕኖን ግብረ መልሲ ዩኒሴፍን ንምዕዛብ ኣብ ክልል ዓፋር በፂሖም።
እቶም ሚንስተር ጉዳያት ወፃኢ ብዩኬይኤድ ዝምወላ ዓበይቲ መካይን ኣብ መላእ እታ ሃገር ህፁፅ ረድኤት ንምብፃሕ ጠጠው ዝብላሉ ናይ ፕሮግራም መግቢ ዓለም ቀፅሪ እውን ተዓዚቦም ኣለው።እዘን ናይ ፅዕነት መካይን ብፍሉይ ኣብ ክልል ዓፋር ንዝርከቡ ማሕበረሰባት ረድኤት ዘቕርባ እየን።
ክልቲኦም ሰበስልጣን ጄሚስን ሮቲግጅሊያኖን ብተወሳኺ ኣብ ክልል ዓፋር ወረዳ ዱብቲ ንዝርከብ ብዩኒሴፍ ዝሕገዝ ጉጅለ ተንቀሳቓሲ ጥዕናን መግብን ተዓዚቦም።
ኣብ ክፋላት ደቡብን ሰሜን ምብራቕን ኢትዮጵያ ዘጋጠመ ኣብ ኣርብዓ ዓመታት ተራእዩ...</description>
 ኣብ ገለ ከባቢታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ቴለፎንን ኤሌትሪክን ጀሚሩ
            <description>ዋሽንግተን  — ንስምምዓት ፕሪቶሪያን ናይሮቢን ስዒቡ ኣብ ገለ ከተማታት ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ኤሌትሪክን ቴለፎንን ጀሚሩ፡ ኣብ ዝበዝሐ ወገናት ግን ገና በዂሩ ምህላዉ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሴይትድ ፕረስ ጸብጺቡ።
ኣብ ከተማ መቐለ መስመር መብራህቲ ካብ ሰሉስ ጀሚሩ ብስሩዕ ይቕጽል ከም ዘሎ ንዝምልከቶም ሰብ-መዚ እቲ ክልል ብምውካስ እቲ ኣገልግሎት ዜና ወሲኹ ሓቢሩ።
ብተመሳሳሊ ኣብ ከተማ ሽረ መስመር ስልኪ ካብ ቅድሚ ሰሙን ኣትሒዙ ከም ዝተጀመረ ዘመልከተሓበሬታ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሴይትድ ፕረስ፡ ኣብታ ከተማ ግን ገና ኣገልግሎት መብራህቲን ባንክን ከም ዘየለ ሓቢሩ።
እቲ ዜና ወሲኹ፡ ብሰንኪ ምቍራጽ ኣገልግሎት ባንክ ኣስታት ሓሙሽተ ሚልዮን ህዝቢ ካብቲ ኣገልግሎት ተሓሪሙ ከም ዘሎ ጠቒሱ። እንተዀነ፡ ሃገራዊ ባንክ ኢትዮጵያ፡ ኣብተን ኣብ ትሕቲ ቍጽጽር መንግስቲ...</description>