ፍሉይ ዓምዲ - ድምጺ ኣመሪካ
ፍሉይ ዓምዲ - ድምጺ ኣመሪካ
        <ttl>60</ttl>        
ኦሎምፒክ መዳልያ ሃገራት
            <category>ፍሉይ ዓምዲ</category>
 ሕ/ሃ  ኣብ ክልላት ትግራይን ዓፋርን ዝህቦ ሓገዝ ምውሳኹ  ይገልጽ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ቤት ጽሕፈት ሰብኣዊ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት፡ ንክልላት ትግራይን ዓፋርን ዝኸውን ዝረኽቦ ዘሎ ሓገዝ ይውስኽ ከም ዘሎ ኣፍሊጡ። ካብ መፋርቕ ወርሒ ሕዳር ንድሓር ጥራይ ልዕሊ 3-ሺሕ መግቢን መድሃኒትን ከምኡ መጽለሊ ዝጸዓና መካይን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝኣተዋ እቲ ቤት ጽሕፈት ሓቢሩ`ሎ። ካብ ጥቅምቲ ጀሚሩ፡ 60% እቲ 5.4 ሚልየን ህዝቢ ክልል ትግራይ ከምዝተሓገዘ'ውን ይጠቅስ።
እንተኾነ ኣብተን ክልላት ዘሎ ጉድለት ዝተመጣጠነ መግቢ ብዘሰንብድ ኩነታት ከቢድ ምዃኑ ኣብዚ ቐረባ ዝወጸ ሪፖርት ሕቡራት ሃገራት የመልክት። ውዕል ሰላም ፈደራል መንግስቲ ምስ ሓይልታት ህወሓት ኣብ ዝተኸተመሉ እዋን`ውን ኣብ ገለ ከባብታት ክልል ትግራይ ረድኤት ንምብጻሕ ገና የጸግም ከም ዘሎ`ውን ጠቒሱ ኔሩ።
ወሃቢ ቓል ኮሚሽን ምክልኻል ሓደጋን ስግኣትን...</description>
ተመዛበልቲ መኾኒ መሰረታዊ ሓገዝ ኣይረኸብናን ይብሉ
            <description>መቐለ — ዳግም ብዝተወልዐ ኲናት ኣብ መኾኒ ተዓቚቦም ዝርከቡ ውሽጣውያን ተመዛበልቲ፡ እቲ ካልኦት ተመዛበልቲ ዝረኸቡዎ መሰረታዊ ቀረባት’ውን ከም ዝተሓረሞም ይገልጹ። ገለ ካብቶም ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ተመዛበልቲ፡ በቲ ሓዲሩዎ ዝነበረ ተስፋታት ሰላም ምሉእ ኣይኰነን ይብሉ። ኣመራርሓ ሓደጋ እቲ ክልል ብወገኑ፡ ሓገዝ ካብ ምሕታት ከም ዘይዓረፉ የብርሁ።
ኩነታት ጸጥታ ክልል ኦሮምያ የንቋልቁል ምህላው ኦቻ ሓቢሩ
            <description>ብሰንኪ ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ዘይምርግጋእ ብኣማኢት ኣሽሓት ዝቑጸሩ ሰባት ካብ ቤት ንብረቶም ከም ዝተፈናቐሉን ማሕበራዊ  ኣገልግሎታትን ትሕተ-ቕርጽታት ከም ዝዓነዉን ቤት ጽሕፈት ምህውህሃድ ሰብኣዊ ረድኤት ሕቡራት ሃገራት(ኦቻ) ኣፍሊጡ።
እቶም ተፈናቐልቲ ኣብ ውሽጢ ኦሮሚያ ጥራይ ዘይኮነስ ንመዓልታት ተጓዒዞም ኣብ ናብ ክልል ኣምሓራ ብምስጋር ተዓቑቦም ዘለዉ`ውን ብዙሓት ምዃኖም ኦቻ ገሊጹ`ሎ።
ኣብ ቀዳማይ ፍርቂ ወርሒ ታሕሳስ 2022 ጥራሕ፡ ልዕሊ 10 ሺሕ ሰባት ምፍንቓሎም ሰበ-ስልጣን`ቲ ከባቢ ምሕባሮም ኦቻ ኣብቲ መግለጺኡ ጠቒሱ`ሎ።
ብምኽንያት ብዝሒ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዑቕባ ዝሓቱ ተመዛበልቲ፡ ሰበ-ስልጣን`ቲ ኽልል ካብ ከባብታት ምብራቕ ጎጃምን ጎንደርን ሓሊፎም፡ ኣብ ጃራን ታርክሽን ዝብሃሉ ኣብ ኣብ ሰሜንን ደቡብን ወሎ ዝርከቡን መዕቆቢ...</description>
ሚ/ጉ/ወጻኢ ኣንተኒ ብሊንከን ምስ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ  ተራኺቡ ዘትዩ
            <description>ዋሽንግተን — ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን፡ሚንስተር ጉዳያት ወጻኢ ኣመሪካ ኣንተኒ ብሊንከን ምስ ቀዳማይ ሚንስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ ትማሊ ሰሉስ ታሕሳስ13,2022 ኣብ ዋሺንግተን ተራኺቡ ዘትዩ። ድሕሪ`ቲ ዝርርብ ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ኣብ ናይ ትዊተር ገጹ ኣብ ዘስፈሮ መልእኽቲ፡ ብዛዕባ ምትግባር ውዕል ሰላም ዛጊት ዘሎ ገስጋስን ብኹሎም ወገናት ምትግባሩ ኣብ ሕውየት ኢትዮጵያ ዝህልዎ ኣወንታዊ ውጽኢትን ምምይያጡ ጠቒሱ`ሎ። ኢትዮጵያ ሰላም ንምስፋን ኣብ ትገብሮ ጻዕሪ ኣመሪካ ንዝገበረቶ ኣበርክቶ ኣድናቖቱ ንምግላጽ “ሽርክነትና ንምሕያል ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳያት ተመያይጥና ኣለና" ኢሉ። ቀዳማይ ሚንስተር ኣቢይ ምስ ኣማኻሪ ሃገራዊ ጸጥታ ኣመሪካ ጀይክ ሱሊቫን`ውን ተራኺቡ`ሎ።
እቲ ርክብ ኣብ ጎኒ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን`ዩ።...</description>
ሕብረት ኣውሮጳ ኣገልግሎት ጥዕና ብግጭት ዝተጎድኡ ክልላት  ንምጽጋን 31.5 ሚልዮን ዩሮ ሓገዝ ሂቡ
            <description>ዋሽንግተን — ሕብረት ኣውሮጳ ኣብ ኢትዮጵያ ብግጭት ኣብ ዝተጎድኡ ክልላት ኣገደስቲ ዝኾኑ ኣገልግሎታት ጥዕና ናብቲ ዝነበሮ ንምምላስ 31.5 ሚሊዮን ዩሮ ንናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ህጻናት ኣድህን ከምዝሃበ ትማሊ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዘውፅኦ ጋዜጣዊ መግለፂ ሓቢሩ።
እቲ ሓገዝ ብግጭት ኣብ ዝተሃስዩ ክልላት ዝርከቡ ደቂ ኣንስትዮን ህፃናትን ናብራኦም ከምዘመሓይሽ እቲ መግለፂ ይሕብር።
ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሕብረት ኣውሮጳ ሮላንድ ኮቢያ ‘’ኲናት ኣብ ልዕሊ ደቂ ሰባት ዘውርዶ ኣሰቃቒ ጉድኣት ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ስርዓተ ጥዕና ዝለዓለ ጉድኣት የስዕብ’’ኢሎም።"ሕጂ ንሰላም ብምስምምዖም ንኩሎም ኢትዮጵያዊያን ንምሕጋዝ ብዝሓሸ ክንሰርሕ ንኽእል ኢና ፤እቲ ገንዘብ ድማ ዝተበተኸ ኣገልግሎታትን ዝዓነዉ ትካላት ጥዕናን ዳግም ንምስራሕ ክሕግዝ እዩ" ኢሎም።
ኣብ ሰሜን...</description>
“ዳግም ዝተወልዐ ኲናት ልዕሊ 470-ሽሕ ዜጋታት የመዛብል”ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ
            <description>መቐለ — ቅድሚ ክልተ ኣዋርሕ ዳግም ዝተወልዐ ኲናት ሰሜን ኢትዮጵያ፡ ካብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ክልል ትግራይ ጥራይ ልዕሊ 470-ሽሕ ዜጋታት ኣመዛቢሉ ምህላዉ ቤት ጽሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ክልል ትግራይ ኣመልኪቱ።
እዚ ሓድሽ ማዕበል ምምዝባል ነቲ ድሮ ተሃስዩ ዝጸንሐ ትሕተ-ቅርጺ ተወሳኺ ተጽዕኖ ኰይኑዎ ኣሎ።
ኤርትራውያን ስደተኛታት መዓስከር ዳባት ጉዳዮም ኣቓልቦ ክወሃቦ ይጽውዑ
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ኢትዮጵያ ወረዳ ዳባት መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ስደተኛታት ኤርትራ ናይ መግቢን መሰረታዊ ግልጋሎትን ፀገም ከም ዘጋጠሞም ይማርሩ ኣለዉ።
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ሕቡራት ሃገራት(UNHCR) ብወገኑ ነቶም ኣብ መዓስከር ኣለምዋጭ ዘለው ስደተኛታት ሓገዝ የቕርበሎም ከምዘሎ ንድምፂ ኣመሪካ ብኢሜይል ኣብዝሃቦ ምላሽ ገሊፁ።
እቲ ኮሚሽን’ውን ኣጋጢሙዎ ንዘሎ ሕጽረት ቀረባት ጠቒሱ ኣሎ።
ኣብ ኲናት ትግራይ ገበናት ኲናት ምፍጻሙ መርማሪ ኮሚሽን ሕ/ሃገራት ገሊጹ
            <description>ዋሽንግተን — ብሕቡራት ሃገራት ዝተጣየሰ መርማሪ ኮሚሽን፡ ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝተወልዐ ኲናት ብሓይልታት ፈደራላዊ መንግስቲ፡ ሓይልታት ኤርትራን ትግራይን ጾታዊ ዓመጽ፡ ቅትለት፡ ዕንወትን ምፍጻሙ ኣመልኪቱ። እቲ ምስ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ሕቡራት ሃገራት ብምውህሃድ ዝሰርሕ ኮሚተ ኣብ ጸብጻቡ፡ ገበናት ኲናት ብዅላቶም ኣካላት ከም ዝተፈጸመ ከመልክት እንከሎ፡ ብፍሉይ ግን ንመንግስቲ ኢትዮጵያ ጥምየት ከም መሳርሒ ምጥቃሙን ብሰራዊት ኤርትራ “ጾታዊ ጊልያነት” ኢሉ ዝሰመዮ ሰፋሕቲ ዓመጻት ምክያዱን ጸብጺቡ።
እቲ ኲናት ሃዲኡ ጸኒሑ ዳግም ምውላዑን ተደጋጋሚ መጥቃዕታት ድሮናት ምክያዱን ንዝሰፍሐ ሲቪላዊ ህልቂት ምፍጻሙ እቲ ቅልውላው ንኢትዮጵያ ጥራይ ዘይኰስ ንቐርኒ-ኣፍሪቃ’ውን ዝጸሉ’ዩ ክትብል ኣደ-መንበር እቲ ኮሚሽን ካሪ በትይ ሙሩንጊ ተዛሪባ።
ጸብጻብ እቲ ኮሚሽን...</description>
ዋና ዳይሬክተር ህጻናት ኣድሕን ሕ/ሃ ኣብ ክልል ሶማል ኢትዮጵያ  በጺሓን
            <description>ዋሽንግተን — ዋና ዳይሬክተር ትካል ህጻናት ኣድሕን ሕቡራት ሃገራት(UNICEF) ካትሪን ራሰልስ ብደርቂ ናብ ዝተጠቕዐ ክልል ሶማሌ ኢትዮጵያ ብምብፃሕ ህይወት ሚሊዮናት ቆልዑ ንምድሓን ብዘይ ውዓል ሕደር ቕልጡፍ ናይ ሓገዝ ግብረ መልሲ ክወሃብ ፀዊዐን።
ንሰን ናይ ኣርባዕተ መዓልታት ዑደት ኣብ ኢትዮጵያን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃን ድሕሪ ምክያደን ብሰንኪ ዘጋጠመ ደርቂ ሰብኣዊ ህልቂት ንምውጋድ ማሕበረሰብ ዓለም ሓገዙ ከሐይል ኣተሓሳሲበን።
"ፅልዋ ኣብ ኢትዮጵያ ኣጋጢሙ ዘሎ ደርቂ ኣዕናዊ እዩ’’ ዝበላ ሚስ ራሰል "ኣብታ ሃገር ብደርቂ ኣዚዮም ካብ ዝተጠቕዑ ሓደ ክልል ሶማሌ ዝነበሮም ኩሉ ዝሰኣኑ ቆልዑትን ስድራቤትን ረኺበ።እንሰሳታቶም ሞይተን ኣታዊ እውን የብሎምን።ንቆልዑ ዘብልዑዎም ስለዘይብሎም መግብን ማይን ንምርካብ ይጉዓዙ ኣለው።ከይደንጎና ነዞም ስድራቤታት...</description>
መግቢ: ነዳዲን ካልእ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝጸዓና መካይን መቐለ ምእታወን ሕ/ሃ ሓቢሩ
            <description>ዋሽንግተን — መግቢ፣ ካልእ ሰብኣዊ ሓገዛትን ነዳዲን ዝጻዓና 50 ዓበይቲ መካይን፣ ዝሓለፈ ዓርቢ መቐለ ከምዝኣተዋ ሕቡራት ሃገራት ትማሊ ሰኑይ ገሊጹ።
ወሃቢ ቃል ሕቡራት ሃገራት ስተፈን ዩሪክ ኣብ ናይ ትማሊ ሰኑይ ምሸት መግለጺኡ እቲ ጽዕነት ን43 ሽሕ ሰባት ዝኸውን 1000 ቶን ሓገዝ መግቢ ከምኡ'ውን 700 ቶን ንሕክምና፣ ዝተመጣጠነ መግቢ፣ ማይን ንጽህናን ዝውዕል ጽዕነት ዝሓዘ ከምዝኾና ጠቂሱ: 115 ሽሕ ሊትሮ ነዳዲ ዝጻዓና ሰለስተ መካይን’ውን መቐለ ምእታወን ሓቢሩ።
ንዝሓለፈ ሰለስተ ወርሒን ፈረቃን ሓገዝ ናብ ክልል ትግራይ ከይኣተወ'ዩ ጸኒሑ። እዚ ዳሕረዋይ ረድኤት፣ኣብ ውሽጢ አስታት ክልተ ሰሙናት ንካልኣይ ጊዜ ዝተላኣኸ ምዃኑ’ውን እቲ ወሃቢ ቃል ኣፍሊጡ።
ይኹን ደኣ እምበር ኣብ ባይታ ንዘሎ ሰብኣዊ ጠለብ ንምምላእ፣ ገና ብዙሕ መጠን ረድኤት...</description>
ድሃይ ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ
            <description>ዋሽንግተን — ማይ ዓይኒን ዓዲ-ሓርሽን ኣብ ዝብሃላ ክልተ መዓስከራት ስደተኛታት ክልል ትግራይ ዝረከቡ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ንጥምየትን ግፍዕን ተቓሊዖም ከምዘለዉ ብዝተፈላለዩ ዓለም-ለኻዊ ትካላትን ዘቤታዊ ማሕበራትን ክግለጽ ጸኒሑ`ሎ። ኣብዚ ሰዓት`ዚ ካብቶም ስደተኛታት ፡ ናብቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝተደኮነ ሓዲሽ መዓስከር ዳባት ብብዝሒ ኣብ ዝሰግርሉ ዘለውሉ እዋን፡ ኣብኡ`ውን ከምዘይጠዓሞምን እኹል ትኹረት ከምዘይረኸቡን`ዩ ዝግለጽ ዘሎ።
ንሎሚ ኣብ ምሕጋዞም ካብ ዝነጠፋ ማሕበራት ንኽልተ ተወኪስና`ለና። 
መስራቲ `ሱርባና` ዝተባህለ ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ማሕበር ኣቶ ጆርጆ ገብረስላሰ፡ ኣተሓባባሪ `ግብሪ ሕያዋይ ሳምራዊ` ኣቶ ሃብተኣብ እዮብ ድማ ካብ ኣዲስ ኣበባ፡ ብዛዕባ`ቲ ኩነታት ሓበረታ ከካፍሉ'ዮም። 
ትጽቢት ዝተገብረሉ ሓገዝ ናብ ትግራይ ኣይበጽሐን፣ መንግስቲን ክልልን ንሓድሕዶም ይወናጀሉ
            <description>ኣምቦ — ድሕሪ ክልተኣዊ ስምምዕ ምቍራጽ ተጻብኦታት፡ ናብ ክልል ትግራይ ክኣቱ ትጽቢት ተገይሩሉ ዝነበረ ሰብኣዊ ሓገዝ ብዘይምእታዉ፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ሓይልታት ትግራይ ዕንቅፋት ኰይኖም ኢሉ ይኸስስ ኣሎ። ዝሓለፈ ሰሙን ልዕሊ 40 መካይን ጽዕነት ካብ ሰመራ ክብገሳ መደብ ነይሩ። ከም መግለጺ መንግስቲ ግን ሓይልታት ትግራይ ንኸባቢ ኣብዓላ ተቖጻጺሮሞ ብምህላዎም ክጓዓዛ ኣይከኣላን።
ክልል ትግራይ ብወገኑ መንግስቲ መብጻዕኡ ከም ዘይሓለወ ከሲሱ ኣሎ። ብዛዕባ’ቲ ምዕጋት መገዲ ኣመልኪቱ ግን፡ ብወገን ክልል ትግራይ ብፍሉይ ዝተጠቕሰ ሓበሬታ የሎን። ካብ ቤት ጽሕፈት ዝምድናታት ወጻኢ ዝዀነ ፕሮፈሰር ክንዲያ ገብረሂወት ንድምጺ ኣመሪካ ኣብ ዝሃቡዎ ሓበሬታን ኣብ ትዊተር ዝዘርግሑዎ ጽሑፍን መንግስቲ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዘሎ ተዋቓዒ ስጕምታት ንማሕበረሰብ ዓለም ንምድንጋር’ዩ ክብሉ...</description>
ቦስትዋና ኣብ ቴክሳስ ኣመሪካ ንዝፈርይ ክታበት ቫይረስኮሮና  ኣጽዲቃ
            <description>ዋሽንግተን — ቦስትዋና፣ ነቲ ኣብ ቴክሳስ ኣመሪካ ዝተሰርሐን ኮርቢቫክስ ተባሂሉ ዝጽዋዕን ክታበት ኮቪድ19 ዝተጠቀመት ፈላመይቲ ኣፍሪቃዊት ሃገር ኮይና አላ።
ፕረዚደንት ቦስትዋናን ኣብ ካሊፎርንያ ዝመደብሩ ኩባንያ ባዮቴክ ናንትዎርክስን፣ትማሊ ሰኑይ ነቲ መግለጺ ከምዝሃቡን፣ ኣብ ቦስትዋና በዓል-መዚ ምቁጽጻር መድሃኒት ድማ ነቲ ክታበት ምጽዳቑ ሓቢሮም ኣለው።
እቲ ኮርቢቫክስ ዝተባሃለ ዓይነት ክታበት፣ ኣብ ቤንግላድሽ ኣብ ጥቅሚ ከምዝዋዓለ እቲ ዜና ሓቢሩ።
ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮምያ 700,000 ሰባት ካብ መነባብርኦም ምዝንባሎም ኮሚሽን ሓደጋን ስግኣትን'ቲ ክልል ገሊጹ
            <description>ኣምቦ — ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ኦሮሚያ ዝረአ ናይ ፀጥታ ፀገም ብዝተኣሳሰር ልዕሊ 700,000 ሰባት ካብ መንበሪኦም ምዝንባሎም ናይቲ ክልል ስግኣት ሓደጋን ኣመራርሓ ስራሕን ኮሚሽን ገሊፁ።
ምኽትል ኮሚሽነር'ቲ ኮሚሽን ኣቶ ገረሙ ኦሊቃ እቶም ፍርቂ ሚሊዮን ናይ መግቢ ሓገዝ ዘድልዮም ምዃኖም:እቲ ኮሚሽን ሓገዝ የቕርብ ከምዘሎ ገሊፆም።ኣቶ ገረሙ ዝበዝሑ ተመዛበቲ ካብ ክልቲኦም ናይ ጉጂ ዞባታትን ናይ ምዕራብ ኦሮሚያ ዞባታትን ከምዝኾኑ'ውን ወሲኾም ሓቢሮም ።
ናይቲ ክልል ጉዳይ ፀጥታ ኣብ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ክልል ኦሮሚያ ዓብይ ኣጀንዳ ዝነበረ ኮይኑ ናይቲ ክልል ሓላፊ ቢሮ ፀጥታን ድሕነትን ኣቶ ሻፊ ሑሴን መንግስቲ ናይቲ ክልል ፀጥታ ናብ ንቡር ንምምላስ ይሰርሕ ከምዘሎ ነቲ ቤት ምኽሪ ተዛሪቦም ነሮም።
ኩባንያ መድሃኒት ሞደርና ንትሕቲ 6 ዓመት ህጻናት ዝኸውን ክታበት ምድላው ይገልጽ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ኣመሪካ ዝመደበሩ ኣፍራይ መድሃኒት ኩባንያ ሞደርና፡ ንናጽላ ህጻናትን ቅድሚ ትምህርቲ ዘለዉ ቆልዑትን ዝኸውን ክታበት ኮቪድ19 ኣፍርየ ይብል ኣሎ።
ተቖጻጸርቲ መድሃኒት ኣመሪካ እንተ ኣጽዲቖሞ፡ ካብ ዝመጽእ ክረምቲ ጀሚሩ ንዕሸላት ንእስ ዝበለ ክታበት ክወሃብ ክጅምር`ዩ ማለት`ዩ።
ክታበት ሞደርና ኣብ ካልኦት ሃገራት ንዕብይ ዝበሉ ቆልዑት ክወሃብ ዝጸንሐ`ኳ እንተኾነ፡ ኣብዚ ኣመሪካ ግን ንዓበይቲ ጥራሕ`ዩ ክወሃብ ጸኒሑ።
ኣባላት ዓቃብ-ሰላም ሰራዊት ሕቡራት ሃገራት ዝዀኑ ተወላዶ ትግራይ ንሃገሮም ምምላስ ይኣብዩ
            <description>ዋሽንግተን — ኣቢየ ኣብ ዝተባህለ ኣከራኻሪ ስፍራ ደቡብ ሱዳንን ሱዳንን ተዋፊሮም ዝጸንሑ ኣባላት ዓቃብ-ሰላም ሰራዊት ኢትዮጵያ ንሃገሮም ምምላስ ኣብ ዝዳለዉሉ፡ ተወላዶ ትግራይ ድሕነቶም ብምስጋእ ክጸንሑ ከም ዝመረጹ ኣገልግሎት ዜና  ኣሶሰይትድ ፕረስ ንኽልተ ካብቶም ወተሃደራት ብምውካስ ጸብጺቡ። ንሳቶም ወሲኾም፡ ሕቡራት ሃገራት ግቡእ ምትሕብባር የርኢ ከም ዘየሎ ድሕሪ ምጥቃስ፡ ካልኦት ብኣማኢት ዝቑጸሩ ኣብቲ ተልእኾ ዘለዉ ወተሃደራት’ውን ብተመሳሳሊ ክምለሱ ፍቓደኛታት ዘይምዃኖም ኣመልኪቶም ኣለዉ።
ካብቲ መዓስከር ሃዲሞም ኣብ ውሑስ ቦታ ኰይኖም ንኣገልግሎት ዜና ኣሶሽትድ ፕረስ ዝተዛረቡ ወተሃደራት፡ ንተወላዶ ትግራይ ዘላቶም እንኮ ምርጫ ንኽምለሱ ናብ መዓርፎ ነፈርቲ ምስ በጽሑን ምስቃል ብምሕሳምን ምዃኑ የመልክቱ። 
እቲ ዜና ከም ዝውስኾ፡ እቶም ተወላዶ ትግራይ ዝዀኑ...</description>
ሴንጋል ትካል መፍረ ክታበት ኮቪድ19 ንምትካል ትዳሎ
            <description>ዋሽንግተን — ድኻታት ሃገራት ብሰንኪ ሕጽረት ቀረባት፡ ንኽታበት ጸረ-ኮቪድ ኣብ ዝጸጋማሉ እዋን፡ ሴነጋል ብፍሉይ ንኽታበት ዝዓለመ ትካል መፍረ-መድሃኒት ንምትካል ትቀራረብ ኣላ። እዚ ትካል ነቲ ኣብ ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርአ ሕጽረታት ዓቢ ኣበርኽቶ ክህሉዎ ምዃኑ ይሕበር።
ፈላማይ ክታበት ጸረ-ኮቪድ ኣብ መጋቢት 2021 ዝጀመረት ሴነጋል፡ ከም ካልኦት ኣብ ምጽወታ ካልኦት ሃገራትን ትካላትን ዝምርኰሳ ሃገራት ግን ብሕጽረት ቀረባት ክትሳቐ ጸኒሓን ኣላን።
ብሰንኪ ዋሕዲ ቀረባት ኣብዚ እዋን 11% ኣፍሪቃውያን ጥራይ ጸረ-ኮቪድ ክኽተቡ እንከለዉ፡ ንምንጽጻር ዝኣክል እቲ ኣሃዝ 64% ኣብ ኣመሪካን 85% ድማ ኣብ ዓባይ ብሪጣኒያን’ዩ።
ነዚ ንምፍታሕ እምበኣር ተመራመርቲ ኣፍሪቃ ኣበርቲዖም ይሰርሑ ኣለዉ። ፓስትዩር (Pasteur) ዝተባህለ ትካል ሴነጋል ምስ ባዮ-ቴክ ብምልፋን...</description>
ቀረባት ናብ ብግጭት ዝተሃሰየ ሰሜናዊ ክፋል ኢትዮጵያ  ይበጽሕ የለን ክብል ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጹ
            <description>ጀነቫ — ጎንጺ ኣብ ዝሃሰዮ ሰሜን ኢትዮጵያ ኣብ ሓደገኛ ኩነታት ንዘለዉ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰላማውያን ሰባት ቀረባት መድሃኒትን ካልኦት ኣድለይቲ ዝኾኑ ረድኤትን ከይበጽሖም ስእነት ጸጥታን ቢሮክራሲን ማሕለኻ ኮይኑ ቀጺሉ'ሎ ክብሉ ሰበ ስልጣን ውድብ ጥዕና ዓለም ገሊጾም።