መንእሰያት - ድምጺ ኣመሪካ
መንእሰያት - ድምጺ ኣመሪካ
        <ttl>60</ttl>        
ኤርትራ - “ዊነር ኪድስ” ዓቕሚ ንባብን ምህሮን ህጻናት ንምዕባይ ዝተዳለወ መደብ
            <description>ኣስመራ — “ዊነር ኪድስ” ዝተሰምየ መደብ፡ ህጻናት ብሕልፊ ድማ እቶም ናይ ኣእምሮ ድሩትነት ዘለዎም ወገናት ንምንባብን ምስትምሃርን ዝሕግዝ መደብ’ዩ። ኣዳለውቲ እዚ ፕሮግራም ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ኤርትራ ብመንገዲ ቶታል ኢንተሊጀንስ ዝተኻየደ ውድድር ምህዞን ፈጠራን ቀዳመይቲ ተዓዋቲት ኰይና፡ ልዕሊ 100-ሽሕ ናቕፋ ተሸሊማ’ያ። እዚ ብመልክዕ መጽሓፍ፡ ናይ ሞባይልን ኮምፕዩተርን መተገበሪን ብናይ ቪድዮ ኣማራጺታት ዝተዳለወ መደብ፡ ንሎሚ ኣብ ፈለማ ብርኪ ንዘለዉ ህጻናት ዝዓለመ’ዩ።
ኣቶ ዘርኡ ኣብ ሰናይ ስራሕ ሓገዝ
            <description>መቐለ — ኣዋፋሪን በዓል ሃብቲን ዝዀነ ኣቶ ዘርኡ ገብረሊባኖስ ቅድሚ ሎሚ ኣብ በበይኑ ስራሓት ሓገዝ ክነጥፉ ጸኒሖም’ዮም። ድሕሪ ኲናት ትግራይ ኣቶ ዘርኡ ክሳብ 400 ሚልዮን ብር ብምውፋር፡ ሸውዓት ኣብያተ-ትምህርቲ ኣብ ምህናጽ ይርከቡ። እዞም ብዝገበሩዎ ሰናይ ስራሕ በበይኑ ናይ ክብሪ መዓርግ ዝረኸቡ ዜጋ፡ ክሳብ ክንድዚ ገንዘቦም ንምውፋይ ድርኺት ዝዀኖም ምኽንያት ብምግላጽ ምስ ድምጺ ኣመሪካ ዝነበሮም ጻንሒት ይጅምሩ።
ሕቶ ሰላም መናእሰይ ኢትዮጵያ  
            <description>ኣዲስ ኣበባ —  መንግስቲ ኢትዮጵያ ነቶም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባብታት እታ ሃገር ዝረኣዩ ዘለው ግጭታት ብሰላም ንምፍታሕ ንመንእሰያት'ታ ሃገር ፃውዒት ኣቕሪቦም። ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝተሳለጠ ሃገራዊ ዋዕላ ዝተሳተፉ መናእሰይ፣ እቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረአ ዘሎ ዘይምርግጋእ፣ ብዝተፈላለየ መንገዲ ይፀልዎም ምህላው ንድምፂ ኣመሪካ ተዛሪቦም። እቶም መንእሰያት ቀንዲ ግዳያት ናይቲ ዝካየድ ዘሎ በበይኑ ጎንጽታት ምዃኖም ይገልጹ።
ኤርትራ - ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ ፕላስቲክ ንድሕነትን ኣሳላጥነትን
            <description>ኣስመራ — ምሩቓት ከሚካላዊ ምህንድስና ዝዀኑ ኤርትራውያን መንእሰያት፡ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝስራሕ መትሓዚ ፕላስቲክ ከም ዝሰርሑ ይነግሩ። እዛ ጉጅለ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብቶታል ኢነርጂስ ዝተወደበ ሃገራዊ ውድድር ምህዞ ቀዳመይቲ ዝወጽአት ኰይና፡ ንድምጺ ኣመሪካ ዝተዛረባ ኣባላት እዛ ጉጅለ፡ እቲ ካብ ጻህያይ ባሕሪ ዝሰርሕ ፕላቲክ ኣብ ድሕነት ኣከባቢ ኣዝዩ ሓጋዚ ምዃኑ ይገልጻ።
 ንልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ዘራኸበ ብኤርትራዊ ኣመሪካዊ ዝተመሃዘ ኣፕ(መተግበሪ) -"ጀበና" ኣፕ
            <description>ዋሽንግተን — “ጀበና” ዝተሰምየ ንመጻምድቲ ብመንገዲ ኢንተርነት ንምርኻብ ዝዓለመ መትግበሪ ኣፕ፡ ዛጊት ልዕሊ 800-ሽሕ መጻምድቲ ኣራኺቡ ከም ዘሎ’ዩ ሓደ ካብቶም መሰረትቲን ዋና ኣካይዲ ስራሕን ዝዀነ ሄኖክ ዮሃንስ ዝሕብር። ኣብ 2019 ዝጀመረ መትግበሪ፡ ካብቲ ባህላዊ ኣገባባት መላለዪ ንፍቕሪን መጻምድቲን ውጽእ ኢሉ፡ ብሕልፊ ነቶም ኣብ ወጻኢ ተወሊዶም ዝዓበዩ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ሓደ መድረኽ ንምፍጣር ዝተበገሰ’ዩ። 
ዋሕዲ ተመሃሮ ንስልጠና ቋንቋ ምልክት ኣብ ሓደጋ የውድቕ 
            <description>ኣዲስ ኣበባ — ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ዝወሃብ ናይ ምልክት ቋንቋ፡ ካብ ቀረባ እዋን ሓደስቲ ተመሃሮ ብምስኣኑ፣ ኣብ ስልጠና ዕንቅፋት ምፍጣሩ እቲ ትካል ኣፍሊጡ። ድምፂ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ሰብ ሞያ ብወገኖም፡ ተመሃሮ ብምልክት ቋንቋ ምስ ተመረቑ ስራሕ ስለዘይረኽቡ፣ ክመሃሩዎ ኣይደልዩን ይብሉ። እዚ ግን ኣብ ባይታ ዓቢ ክፍተት ፈጢሩ፡ ምስማዕ ንዝሰኣኑ ዜጋታት ተወሳኺ ተጽዕኖ ይፈጥረሎም ከም ዘሎ ተሓቢሩ'ሎ። 
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ፌስቲቫል ንግዲ ኣብ ኡጋንዳ
            <description>ዋሽንግተን — ብኤርትራውያን ወነንቲ ትካላትን  ሰበ-ስልጣን መንግስቲ ኡጋንዳን ዝተዳለወ ፈስቲቫል ንግዲ፥ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ካምፓላ ተኻይዱ ኔሩ።
ዕላምኡ ኣብ መንጎ ኤርትራውያን ነበርቲ ኡጋንዳን ህዝቢ ኡጋንዳን ናይ ባህልን ንግድን ምልውዋጥን ዕድላት ስራሕን ንምርኣይ'ዩ።
ኪንዮ ናይ ባዕሉ ፀገማት ንምምያሽ ዝቐጸለ ምህዞታት
            <description>ዳኒኤል ገብረጊዮርጊስ ኣብ ቤት ትምህርቲ ቀላሚኖ ተመሃራይ 12 ክፍሊ’ዩ ዘሎ። ዳኒኤል ካብ ብቖልዕኡ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝርአ ሕጽረታት ንምቅላል ክምህዝን ከመሓይሽን ምጅማሩ’ዩ ዝነግር። ኣብቲ ብዙሕ ቀረባት ዘይርከቦ ገጠራት ተወሊዱ ዝዓበየ ዳኒኤል፡ ናይ ፈለማ ምህዞታቱ ንመዓልታዊ ህይወቱ ንምቅላል ከም ዝነቐለ ክገልጽ እንከሎ፡ ድሒሩ ግን ንዕኡን ዝሰፍሐ ማሕበረሰብን ይጠቅም ኣብ ዝበሎ ምህዞ’ዩ ተዋፊሩ።
ምርኢት ዲጂታላዊ ስራሓት ኤክስፖ
            <description>ኣስመራ — ኣብ ኣስመራ ቀጽሪ ኤክስፖ፡ ተመሃሮ ካልኣይ ደረጃ ዞባ ማእከል ዘቕረቡዎ ዲጂታላዊ ዕዮ ንምርኢት ቀሪቡ ኣሎ። እዞም ተመሃሮ ሰለስተ ደረጃታት ዘጠቓለለ ንመተግበሪ (ኣፕሊከሽን) ካልእ ሮቦታዊ ስራሓትን ስልጠና ድሕሪ ምውሳዶም’ዮም ስራሓቶም ንህዝቢ ኣቕሪቦም።
ዓወታት ጎብለል ተቐዳደምቲ ዝፈጠሮ ቅዱስ ቅንኢ
            <description>ኣስመራ — ኤርትራዊ ተቐዳዳሚ ጋንታ ኢንተርማርሸ ቢንያም ግርማይ ኣብ ዝዓበየ ውድድር ቱር-ዲ-ፍራንስ ናይዚ ዓመት ዓቢ ዓወት ድሕሪ ምምዝጋቡን፡ ንዕኡ ስዒቡ ድማ ተሰላፊ ጋንታ ኣስታና ሄኖክ ምሉእብርሃን ኣከታቲሉ ንሳልሳይ እዋን ሻምፕዮን ኣፍሪቃ ድሕሪ ምዃኑን፡ ጽልዋኦም ኣብ መንእሰያት ተቐዳደምቲ ዓቢ ኰይኑ ኣሎ።
ኣብ ኤርትራ ሓያል ባህሊ ቅድድም ብሽክለታ እኳ እንተጸንሐ፡ ሕጂ ግን ኣብ ዞባ ማእከል ጥራይ ልዕሊ 1-ሽሕ ዝበጽሑ ናይ ደቂ-ተባዕትዮን ደቀንስትዮን ምዝጉባት ተቐዳደምቲ ምህላዎም ፈደረሽን ቅድድም ብሽክለታ የመልክት።
ዘተ -- ጉድኣታት ማሕበራዊ መራኸቢታት ኣብ እዋን ኲናት
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ  ኢንስቲትዩት መጽፅናዕቲ ዝርጋሐ ኣርተፊሻላዊ ብልሒ ዲኤኣይኣር (DAIR) ዝሰርሕ ሓደ ጉጅለ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ማሕበራዊ ሚድያ ዘስዕቦ ኣእምሮኣዊን ኣካላዊን ጉድኣት ጥዕና ኣመልኪቶም ምርምራዊ መጽናዕቲ የካይዱ'ለዉ። ካብ መንጎ'ቶም  ነቲ መጽናዕቲ ዘካይዱ ዘለዉ ኑረዲን ዓሊ ካብ ዩኒቨርስቲ ሚኒስሶታ ኣመሪካ ተመሃራይ ዶክተረይት ዲግሪን ኣባል’ቲ ትካል ዝዀነት ካብ ሽወደን ከኣ ሜሮን እስቲፋኖስን’ዮም ዕዱማትና። 
ክብሮም ሓጐስ -- ምህዞ ንመፍትሒ ሽግራት
            <description>መቐለ — ኣብቲ ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣከባቢ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ስለ ዘይነበረ፡ ክሳብ ክልተ ሰዓታት ተጓዒዙ ትምህርቱ ዝከታተል ዝነበረ ክብሮም ሓጐስ፡ ጸኒሑ ትምህርቱ ከቋርጽ ተገዲዱ’ዩ። እንተዀነ፡ ነቲ ኣብ ከባቢኡ ዝዕዘቦ ሕጽረት መሰረታዊ ጠለባት ንምስጋር ኣብ ምህዞ ክነጥፍ ጀሚሩ። ካብ መንጎ’ቲ ምህዞታቱ ድማ ብሓመድን ካልእ መስመራትን ገይሩ ዝሰርሕ ረድዮ ትርከበን።
ስእነት ስራሕ መንእሰያት ክልል ትግራይ
            <description>ዓዲግራት — ኣብ ክልል ትግራይ 60 ሚእታዊት ካብ መናእሰይ’ቲ ክልል ስራሕ ዘይብሎም ምዃኖም ሓላፊ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ  ኣይተ ሓይሽ ስባጋድስ  ገሊፆም።
ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ንምፍጣር ዝግበር ፃዕሪ እኳ እንተሃለወ በቲ ክሳብ ሕጂ ዝተዓመ ግን ዕግበት ከምዘይብሎም ኣይተ ሓይሽ ወሲኾም ይሕብሩ።
158-ሽሕ ዝኮኑ መናእሰይ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ ስራሕ ንምውፋር ከምዝተፈተነ ብዘይ’ካ እዚ ብውልቆም እውን ኣብ ስራሕ ሕርሻን ካልእን ዝተዋፈሩ ከምዘለው ኣይተ ሕስይሽ ስባጋድስ ይገልጹ።
ኣብ ዞባ ምብራቅ ከተማ ዓዲ ግራት ተወዲቦም ስራሕ ዝተፈጥረሎም መናእሰይ እውን ዕጉባት ከምዘይኾኑ ንድምጺ ኣመሪካ ይገልጹ።
ኣብ ትምህርታዊ ጉዕዞኣ ልዑል ዓወት ዝተጎናጸፈት ኤርትራዊት ቤትኤል ሃብቶም
            <description>ኣስመራ — ቤትኤል ሃብቶም ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2023/24፡ ካብ ኮሌጅ ምህንድስና ማይ ነፍሒ ብሲቪል ኢንጅነሪንግ ምሉእ ነጥቢ (4.00) ብምምጻእ ጎብለል ናይቲ ዲፓርትመንት ብምዃን ትምህርታ ዛዚማ።
ናይ መዋእለ ህጻናት ትምህርታ ኣብ ኣስመራ ቤት ትምህርቲ ቤት ሳብሪን፡ ናይ መባእታን ማእከላይ ደረጃን ኣብ ፊላንፍድ ሚስዮን፡ ናይ ካልኣይ ደረጃ ትምህርታ ድማ ኣብ ቤት ተምህርቲ ደምበ ሰምበል ዝተማህረት ቤትኤል፡ ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ክፍሊ ካብ ክፍላ 1ይቲ፡ ካብ 4ይ ክሳብ 11 ክፍሊ ድማ ካብ ምሉእ ቤት ትምህርቲ ቐዳመይቲ እናወጽአት’ያ ናይ ማትሪክ መዳለዊ ትምህርታ ንምቕጻል ናብ ሳዋ፡ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣምሪሓ።
ኣብ ቤት ትምህርቲ ዋርሳይ ይከኣሎ ኣብ ዝተገበረ ንማትሪክ መዳለዊ መርመራ ኣ ምሉእ ነጥቢ ብምምጻእ  ናብ ኮለጅ ማይ ነፍሒ...</description>
ኣብ ናይ 12 ክፍሊመልቀቂ ፈተና ዝለዓለ ውፅኢት ምስ ዘምፅኡ ተምሃሮ ቃላሚኖ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ዓመተ ትምህርቲ 2016 ናይ 12 ክፍሊ ሃገራዊ ፈተና ካብ ዝወሰዱ ልዕሊ 674-ሽሕ ተፈተንቲ 5.4% ወይ ድማ 36,409 ተማሃሮ ጥራሕ ንላዕለዋይ ትምህርቲ ምሕላፎም ሚኒስትር ትምህርቲ ምግላፁ ዝዝከር እዩ። እዚ ውፅኢት ካብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ምምሕያሽ ዝተራእየሉ እዃ እንተኾነ ሎምዘበን ተማሃሮ 12 ክፍሊ ካብ ዘፈተና ኣብያተ ትምህርቲ እተን 1,363 ዋላ ሓደ ተምሃራይ 'ውን ከምዘየሕለፋ ተገሊፁ።
እዚ ኾይኑ ኣብ ሙሉእ እታ ሃገር ካብ 700 ዝተረኽበ ዝለዓለ ውፅኢት ነጥቢ 675 ኮይኑ ብደቂ ኣንስትዮ ድማ 662 ኮይኑ እዩ። ክልቲኦም ድማ ኣብ ክልል ትግራይ ተምሃሮ ፍሉይ ቤት ትምህርቲ ቃላሚኖ እዮም።
ኒው-ሆራይዞን ንጉድኣት ኣካላት ንምሕጋዝ ይሰርሕ
            <description>መቐለ — ኣብ 2020 ኣብ መቐለ ዝተመሰረት ትካል ኒው-ሆራይዞን፡ ናይ አካል- ጉዱኣት ካብ ተፀባይነት ተገላጊሎም፡ ነብሶም ዝኽእልሉ መንገዲ ኣብ ምጥጣሕ ዝሰርሕ’ዩ። ኣብ ርእሲኡ ድማ ኣብቲ ሕብረተሰብ ብዛዕባ ዘሎ ጌጋ ኣመላኽታት ከተዓራርይ ይፍትን። ብመንገዲ እዚ ትካል ድሮ ልዕሊ 20-ሽሕ ወልቀ-ሰባት ዝተፈላለየ ሓገዝ ከም ዝረኸቡ’ዩ ዋና ኣካይዲ ስራሕ እቲ ትካል ይገልጽ።
በዓል ኣሸንዳ ኣብ ዋሺንግተን ዲሲ
            <description>ዋሽንግተን ዲሲ — በዓል ኣሸንዳ 2016 ዓ\ም ኣብ ውሽጥን ወፃእን ብድሙቕ ተኸቢሩ እዩ። ደቂ ኣንስትዮን ኣዋልድን ካብ ዋሽንግተን ዲሲ፣ ሜሪላንድ፣ ቨርጂኒያ ከምኡ እውን ካብ ፔንስልቫንያ፣ ሰሜን ካሮላይናን ካልኦት ክፍለ-ሃገራትን ብምትእኽኻብ ኣብዚ ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝርከብ ፊት ንፊት ካፒቶል ሂል ዝሓለፈ  ቀዳም 19 ነሓሰ 2016 ዓ\ም ብድሙቕ ኣኽቢረንኦ። ኣብቲ ኣጋጣሚ ናይዚ ዓመት ኣምባሳድር ኣሸንዳ’ውን ተፈሊጣ ኣላ።
ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ
            <description>መቐለ — ሰኑይ 12 ነሓሰ ተዘኪሩ ብዝውዕል ዓለምለኸ መዓልቲ መንእሰያት ኣብ መቐለ’ውን ብባህላዊ መሰናድኦን ካልእ መደባት ተዘኺሩ ውዒሉ ኣሎ። ናይ ሎሚ ዓመት መዓልቲ መንእሰያት ብዓለምለኸ ደረጃ፡ ንመንእሰያት ናብ ዘላቒ ዲጂታላዊ ምዕባለ ኣብ ትሕቲ ዝብል ቴማ’ዩ ተጸንቢሉ። ነቲ ኣብ መቐለ ዝተኻየደ ጽንብል ዝተሳተፈ ወኪል ድምጺ ኣመሪካ ዘዳለዎ ጸብጻብ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።
ንኤርትራ ወኪሉ ኣብ  ውድድር ምሕንባስ ኦሎምፒክ ፓሪስ ዝተሳተፈ ኣሮን ገብረ ተመክርኡ የካፍል
            <description>ዋሽንግተን — ኣሮን ገብረ ኦዉሱ ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ 2024 ብናይ 50ሜትር ፍሪስታይ(Freestyle) ናይ ምሕንባስ ውድድር ንኤርትራ ወኪሉ ተወዳዲሩ ራብዓይ ደረጃ ብምርካብ ድማ ውድድሩ ዛዚሙ።
ኣብ ኣመሪካ ተወሊዱ ዝዓበየ ኣሮን ኣብ ሃገራዊት ጋንታ ምሕንባስ ኤርትራ ተጸንቢሩ ኣብ ዓለምለኸ መድረኽ ንኻልኣይ ጊዜ’ዩ ተወዳዲሩ። ወዲ 17 ዓመት ኣሮን ናብ ስፖርት ምሕንባስ ብኸመይ ከም ዝጀመሮን ኣብ ኦሎምፒክ ፓሪስ ንምስታፍ ብምብቕዑ ዝስምዖን ከግልጽ እንከሎ፤ "መሳርሕቲ ኣቦይ ኣሰልጣኒ ጋንታ ምሕንባስ ስለዝነበረት ኣነ ከባቢ ወዲ ክልተ ዓመት ከለኹ ምስ ዓብይ ሓወይ ናብቲ ስፖርት ተጸንቢረ። ዋላ’ኳ ኣብቲ ስፖርት ጹቡቕ ገስጋስ እንተነበረኒ ብከምዚ ደረጃ ክሳተፍ’የ ዝብል ሓሳብ ግን ክሳብ ቅድሚ ክልተ ዓመታት ኣይነበረንን። ሕጂ ድማ ኣብዚ ደረጃ ምስቶም ዓብይ ክብረት ዘሎኒ...</description>
ሕልና ኣብ ዓወታ -- ኣርኣያ ንብዙሓት
            <description>መቐለ — ተመሃሪት 12 ክፍሊ ሕልና ተኽለማርያም ንመላእ ኢትዮጵያ ኣብ ዘሳተፈ ውድድር ሓፈሻዊ ፍልጠት ቀዳመይቲ ብምዃን ተዓዋቲት ኰይና ኣላ። እዚ ካብ 240 ኣብያተ-ትምህርቲ ዝተዋጽኡ ተመሃሮ ዝተሳተፉዎ ውድድር፡ ብሚኒስትሪ እቶትን ኮሚሽን ግምሩክን ኢትዮጵያ ዝተዳለወ’ዩ ነይሩ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምክትታል ይክኣል።