ደርቅን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ - ድምጺ ኣመሪካ
ደርቅን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ - ድምጺ ኣመሪካ
‘ዝደረቐ ኣተሓሳስባ’ምበር ዝደርቕ ከባቢ የለን’ ይብል ኣባ ሓዊ
            <description>‘ኣብ ምጅማር ቴስዓታት ህዝቢ ኣብራሃ ወ ኣጽባሃ ካብ ከባቢኡ ግዒዙ ኣብ ካልእ ይስፈር’ ዝተባሃለሉ ‘ኣራዊት ዱር ተመሊሶም፣ ተፍጥሮ ሓውዩ’ ኣሎ ይብል ኣቶ ገ/ሚካኤል ግደይ (ኣባ ሓዊ)።
‘ቅድሚ ዕቀባ ማይን ሓመድን ምትእትታው ብፍግረ መርየት ይጥቃዕ ዝነበረ ከባቲታት ሎሚ ፍረታት ዝርከበሉ ኮይኑ ኣሎ' በለ።
‘ቅድሚ 7 ዓመታት ካብ ከባቢ ኣብራሃ ወ ኣጽባሃ ዝወጹ ሰባት ሎሚ ስእሊ እቲ ከባቢ ብመስኮት ቴለቭዥን ክሪኡ ከለው ክኣምኑ ኣይካኣሉን፣ እንተኾነ ከባቢና ሓውዩ፣ ደረቕ ኣተሓሳስባ’ምበር ደረቕ ከባቢ የለን ዝብል መልእኽቲ ዘሕለፈ’ዩ፣ ዋላ’ውን ከቢድ ዋጋ እንተኽፈለና’ ይብል ንቪኦኤ ኣብ ዝሃቦ ቃለ ምልልስ። 
“ኢትዮጵያ፡ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ 7.8 ሚልዮን ሰባት ዝወሃብ ናይ መግቢ ሓገዝ ክውዳእ’ዩ” ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት
            <description>ኣብ ኢትዮጵያ ብደርቂ ንዝተጠቕዑ 7.8 ሚልዮን ሰባት ዝወሃብ ናይ መግቢ ሓገዝ ኣብ መወዳእታ’ዚ ወርሒ’ዚ ከምዝወዳእ መንግስቲን ሰብኣዊ ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ።
ብሰንኪ ተደጋጋሚ ዘጋጠመ ሕጽረት ዝናብ ዘጋጠመ ደርቂ ቁጽሪ ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብክልተ ሚልዮን ክውስኽ ከምዝኽእል መንግስቲን ሓገዝ ወሃብቲ ትካላት ይገልጹ።</description>
ኣብ ሶማል ዘጋጠመ ሕማም ሸሮኽ ንኩነታት ብደርቂ ዝተጠቕዓ ደቡባዊ ሶማል የጋድድ
            <description>ብሰንኪ ዝወረደ ዞባዊ ደርቂ ፍርቂ ህዝባ ንሓደጋ ዓፀቦ ዝተቓልዐ ሶማል ለበዳ ኮሌራ ንፃዕርታት ረድኤት ይተዓናቕፎ’ሎ ብፍላይ ኸአ ኣብ ትሕቲ ምቁጽጻር ኣል-ሸባብ ኣብ ዝርከቡ ገለ ናይ ገጠር ዓድታት ደቡባዊ ክፋል እታ ሃገር ዝኸፍአ ምኳኑ ይግለጽ’ሎ።</description>
ደርቂን ሕጽረት መግቢን ኣብ ኣፍሪቃ
            <description>ብመሰረት ሓበሬታ ሕቡራት ሃገራት: ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ ዝሓለፈ 70 ዓመታት ዘይተራእየ ዝኸፍአ ሰብኣዊ ቀውሲ ኣጋጢምወን ኣሎ።
ኣብ መላእ’ታ ኣህጉር 20 ሚልዮን ሰባት እኹል መግቢ ኣይረኽቡን።</description>
ደርቂን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ
            <description>መርያም ኢብራሂም፡ ሓንቲ ካብቶም ብሰንኪ ደርቂ ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ሶማልያዊያን’ያ።መርያም ካብታ ብደርቂ ዝተጠቕዓት  ዓዳ ንመዓልታት ብእግራ ተጓዒዛ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንወዳ ካብ ትገላገል ክልተ መዓልታት ጌራ’ላ።
ይኹን ደኣ እምበር ንወዳ ክትምግብ ኣይኸአለትን!
ኣብ ሶማል 185,000 ህጻናት ብሕጽረት ዝተመጣጠነ መግቢ ይጥቕዑ።
ኣስታት 3 ሚልዮን ሰባት ድማ ህጹጽ ናይ መግቢ ሓገዝ የድልዮም።</description>
ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ደርቂ ህጹጽ ረድኤት ዘድልዮም ሰባት ቁጽሪ ልዕሊ 7.8 ሚልዮን ምብጽሑ ተገሊጹ
            <description>ኣብ ኢትዮጵያ ብሰንኪ ድርቂ ህፁፅ ረድኤት ዘድልዮም ብዝሒ ሰባት ልዕሊ 7.8 ሚሊዮን ምብፅሑ ናይ ኢትዮጵያ ኮሚሽን ሃገራዊ  ምክልኻል ሓደጋ ኣፍሊጡ።</description>
ኣብ ኢትዮጵያ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ሰባት ሓደጋ ጥምየት የንጸላልዎም
            <description>ብሰንኪ ኣብ ዝሓለፈ ክልተ ዓመታት ብተኸታታሊ ዘጋጠመ ደርቂ ብሚልዮናት ዝቑጸሩ ኢትዮጵያዊያን ሓደጋ ጥምየት  ኣንጸላልይዎም ይርኸብ፡ መንግስቲ ብወገኑ ተወሳኺ ሓገዝ ሓቲቱ’ሎ።
ዝሓለፈ ዓመት ብሰንኪ ለውጢ ክሊማ ኤል ኒኞ ዘጋጠመ ደርቂ ኣብ ምምካት ትርኸብ ኢትዮጵያ፡ ናይ ሎሚ ዓመት ዋሕዲ ዝናብ  ንውሕስነት መግቢ እታ  ሃገር ስግኣት ፈጢሩ ይርኸብ።</description>
ድርቅን ጥምየትን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ 3ይ ኽፋል
ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ይቀላቐል ምስዘሎ ሓዱሽ ጂኦ-ፖለቲካዊ ምዕባለ ቀርኒ ኣፍሪቃ ናበይ ገፁ?(3ይ ኽፋል)
            <description> ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብዚ እዋን እዚ ብስነኪ ዘጋጠመ ከቢድ ድርቂ ጥምይተን ዓፀቦን ኣንፀላሊዩዎ ይርከብ።ሃገራት ዓረብ ናብቲ ዞባ ብፍላይ ድማ ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ወታደራዊ መደብራት ይኸፍታን ይቀላቐላን ምስ ምህላወን ሓድሽ ጆኦ-ፖለቲካዊ ኩነታት ይፍጠር ከምዘሎ ተዓዘብቲ ይገልፁ። 
 ብኻሊእ ወገን ድማ እቲ ዞባ ብማሕበረ ቁጠባዊ ዘፈራት ንምትእስሳር ስራሕቲ ይስርሑ ከምዘለው ንኣብነት ጁቡቲን ኢትዮጵያን ብዘመናዊ ሃዲድ ባቡር፣ሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ብማይን ብኣውራ ጎደናን፣ኢትዮጵያን ኬንያን ብኣውራ ጎደናንን ሓይሊ ኤሌክትሪክን ኢትዮጵያን ሱዳንን ድማ ብሓይሊ ኤሌክትሪክ፣ብኣውራጎደናን ሕዚ ድማ ሃዲድ ባቡር ከምዝዝርጋሕ መራሕቲ ኢትዮጵያን ሱዳንን ሓቢሮም ኣለው።
ኣብ ቀረባ ኣብ ኢትዮጵያ ዝበፅሑ ናይ ሱዳን ፕሬዝዳንት ዖማር ኣል-በሽር ምስ ቀዳማይ ምንስቴር ሃይለማሪያም ደሳለኝ ብሓባር ኣብ ዝሃቡዎ ጋዜጣዊ መግለፂ ኣብቲ ዞባ ሓደ ቁጠባዊ ማሕበረሰብ ንምፍጣር ኣብ ዝግበር ምንቅስቓስ ኤርትራ እውን ናይዚ ኣካል ንምግባር ፃዕርታት ክግበር እዩ ኢሎም ኣለው፤ዖማር ኣል-በሽር። 
 ልዕሊ ኩለን ሃገራት ናይዚ ዞባ ዝዓበየ ምትእስሳር ዘለወን ኢትዮጵያን ኤርትራን ከምኡ እውን ህዝብታተን ይባኽን ዘሎ ዕድላት ክመሓይሽ እንታይ ክግበር ከምዘለዎን ኢትዮጵያ ንኤርትራ ዝምልከት ክኽተሎ ዝፀናሕኹ ፖሊሲ ለውጢ ክገብር እየ ዝበለቶን መምህርን ተመራማሪን ታሪኽ ዶ/ር ዓወት ወልደሚካኤልን ኣብ ፖለቲካ፣ሚዲያን ስቪካዊ ማሕበርን ዝሳተፍ ናይ PhD ተምሃራይ ኣቶ ኣሉላ ሰለሞንን ሪቶታቶምን ናይ መፍትሒ ሓሳባቶምን ኣካፊሎምና ኣለው።
 ኣብዚ ይስምዑ።
ጥምየትን ዓጸቦን ኣብ 2017
            <description>ጥምየትን ዓጸቦን ኣብ 2017</description>
ደርቅን ዓጸቦን ኣብ ኣፍሪቃ -2017
            <description>ኣብዚ ዓመተ'ዚ ሓደጋ ጥምየትን ደርቅን ዝተጠቕዓ ሰለስተ ሃገራት ኣፍሪቃ - ሰሜናዊ ምብራቕ ናይጀርያ፡ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን እየን።</description>
            <category>ደርቅን ጥምየትን ኣብ ኣፍሪቃ</category><enclosure url="https://gdb.voanews.com/B16237E4-6B39-43E6-A4B9-8CBCBDFC1D89_w800_h450.jpg" length="0" type="image/jpeg"/>
ኩርናዕ ስእሊ፡ ምጥያስ ተቃለስቲ ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣብ ኒጀር
            <description>ዋላ’ዃ ዞባዊ ሰበስልጣን’ቲ ከባቢ ንኣባላት ጥሩፍ ጉጅለ ቦኮ ሓራም ኣብ ዶብ ኒጀርን ናይጀርያን ክሳብ ቀላያት ቻድ ይሓድኑ እንተለው ኣብ ዲፋ ኒጀር ዘሎ ማእከል ግን ካብ ወርሒ ታሕሳስ ጀሚሩ ማዕጾታቱ ንምጥያስ ዕጡቓት ጉጅለ ቦኮ ሓራም ከፊቱ’ሎ።
ጋዜጠኛ ድምጺ ኣሜሪካ  ኒኮ ፒነት ናብዚ ቦታ ተጓዒዙ ምስዞም ዕጡቓት ተራኺቡ ኔሩ።</description>
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ዘጋጠመ ሕማም ውጽኣትን ተምላስን ምጉዳሉ ተሓቢሩ
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ብሰንኪ ደርቂ ዘጋጠመ ሕማም ውጽኣትን ተምላስን ምጉዳሉ ተሓቢሩ
            <description>ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ድርቂ ስዒቡ ብዘጋጠመ ሕማም ውፅኣትን ተምላስን ብ70 ሚእታዊት ከምዝነከየ ሚኒስትሪ ጥዕና ኣፍሊጡ።</description>
ብደርቂ ዝተጠቕዑ ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ናብ መዓስከራት እታ ሃገር ይውሕዙ
            <description>ኣብ ሶማል ብዘጋጠመ ከቢድ ደርቂ ዝተጠቕዑን ሓደጋ ጥምየት ዘንጸላለዎም ብኣሽሓት ዝቑጸሩ ሶማልያዊያን ኣብ ዓበይቲ ከተማታት እታ ሃገር ዝርኸቡ መዓስከራት ይውሕዙ።
ሓደጋ ጥምየትን ስእነት ዝተመጣጠነ መግቢ ዘጥቕዖም ህጻናትን ስድራቤቶምን ናብ ካብ ዋና ከተማ ሞቃዲሾ ውጽእ ኢሉ ዝርኸብ መዓስከራት ይውሕዙ።ዝበዝሑ ካብቶም ኣብ ውሽጢ ሃገር ካብ መነባብርኦም ዝተመዛበሉ ስደተኛታት መግቢ ንምርኻብ ንመዓልታት ኣብ ዝጉዓዘሉ እዋን ደቆም ብሰንኪ ጥምየት ክሞቱ ዝተዓዘቡ እዮም።</description>
ድርቅን ጥምየትን ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ 2ይ ኽፋል
ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ይቀላቐል ምስዘሎ ሓድሽ ጂኦ-ፖለቲካዊ ምዕባለን ቀርኒ ኣፍሪቃ ናበይ ገፁ? (2ይ ክፋል)
            <description>ቀርኒ ኣፍሪካ ሓደጋ ድርቅን ጥምየትን ኣንፀላሊዩዎ ይርከብ።ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪን ቀርኒ ኣፍሪካን ምስ ምቅልቓል ሃገራት ዓረብ ካሊእ ጂኦ-ፖለቲካዊ ምዕባለታት ይርኣይ ኣሎ።
 ‘’እዚ ሓውሲ ምትፍናን ዘለዎ ቁጠባዊ ወፍርታትን ወታደራዊ ምትእትታዋትን ንናይቲ ዞብ ህዝብታትን ሃገራትን ፀጥታ ንምርግጋፅ ከይኮነስ ንረብሓ ናይተን ዝኣትዋ ዘለዋ ሃገራት ረብሓ ንምርግጋፅ እዩ’’ይብል ካናዳ ኣብ ዝርከብ ዩኒቨርስቲ ኩውኒስ መምህርን ተመራማራይን ታሪኽ ዶ/ር ዓወት ወልድሚካኤል።
 ስዑዲ ዓረብ፣ኢማራትስን ኳታርን ብልፍንቲ ኣብ የመን የካይድኦ ንዘለዋ ወታደራዊ ስርሒታት ኣብ ኤርትራ ዘሎ መደብር፣ኣብ በርበራ ዘሎ ወደብን ኣብ ጅቡቲ ዘሎ ወታደራዊ መደብርን ኤርትራ፣ሱማሊያን ጅቡቲን ኣብቲ ስርሒት ዋንነት የብለንን ይብል ዶ/ር ዓወት።
‘’ሃገራት እቲ ዞባ ብዘላቕነት ዝርብሓሉ ኣብ መንጎ እዘን ሃገራትን እዞም ህዝብታትን ዘሎ ዝምድና ክምሓየሽን ክምዕብልን ክኽእል ኣለዎ፤ሓሳባት፣ሰባት ንግድን ካልእን ኣብዚ ዞባ እዚ ነፃ ኮይኖም ክንቀሳቐሱ ክሳብ ዘይክሉ እዚ ዞባ እዚ መሳርሕን መንሃሪያን ካልኦት ሓይልታትን ረብሓታትን ምዃኑ ኣይተርፍን’’ኢሉ።
    ‘’ምእታው ሃገራት ዓረብ ናብ ቀርኒ ኣፍሪካ ሓደጋ እንተሃለዎ እውን ብወታደራዊ መደይ ጥራሕ ስለዘይኮነ ገሊአን ንኣብነት ኣብ ኢትዮጵያ ብኢንቨስትመንት ይዋፈራ ስለዘለዋ ፀጋ እውን እየን’’ ዝበለ ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ሚዲያ፣ፖለቲካን ሲቪክ ማሕበራትን ዝዋሳእን ናይ ዶክትሬት ትምህርቱ ኣብ ምክትታል ዝርከብን ኣቶ ኣሉላ ሰለሞን ‘’እዚ ወታደራዊ ካምቦታት ናይ ምህናፅ፣ጭዋዳ ናይ ምርኣይን ከባቢያዊ ጎብለል ንምዃን እተን ሃገራት ዝገብርኦ ምቅስቓስን ንጎረባብቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ናብ ዘይምርግጋእ ዝወስድ ሓደገኛ መንገዲ እዩ’’ ይብል።
 ኣብ መንጎ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ቁጠባዊ ምትእስሳር እንተድኣ ሓይሊ ካብዘን ዝኣትዋ ዘለዋ ሃገራት ዝመፅእ ተፅዕኖ ክምክታ ተኽእሎ ክህልወን እዩ ይብል ብምውሳኽ ኣቶ ኣሉላ።
ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ሶማል ዘጋጠመ ደርቂ ንምምካት ክልላዊ፡ፈደራላዊ መንግስታትን ዓለምለኸ መሻርኽትን ይሰርሑ ምህላዎም ፕረዝደንት’ቲ ክልል ኣፍሊጦም