ድምጺ ኣመሪካ
ድምጺ ኣመሪካ
ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ መንጎ መንግስታት ሶማልያን ኢትዮጵያን ብ11 ታሕሳስ 2024 ኣብ ኣንካራ ቱርኪየ ዝተበጽሐ ምርድዳእ ብሓያሎ ሃገራት ማለት ከም ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ዝመሰሉ ውድባትን ዓቢ ተቐባልነት ረኺቡ ኣሎ።
ብመሰረት ኣዋጅ ኣንካራ፡  ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ልኡላዊ ስልጣን ሶማልያ፡ ተጠቃሚት ኣፍደገ ባሕሪ ሶማል ክትከውን ተረዳዲአን ኣለዋ።
ዕጫ’ቲ ኣብ ባሕቲ ጥሪ 2024 ዝተበጽሐ መዘከር ስምምዕ ምስ ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድ ግን ዛጊት ኣይነጸረን።
ኣዋጅ ኣንካራ፡ ዝተጸውዐ መግለጺ ክልተኣን መንግስታት፡ኣመሪካ “ነቲ ዘሎ ምትፍናን ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘወግድን ነተን  ሃገራት  ድማ ብቐዳምነት ዘገድሰን ኩነታት ጸጥታ እቲ ከባቢ ሓቢረን ንኽሰርሓ መንገዲ ዘርሑን፡” ክትብል ገሊጻቶ። ወሃብ-ቃል ሚኒስትሪ ጉዳያት ወጻኢ...</description>
ትንታነ -- ካብ ኣዋጅ ኣንካራ መን’ዩ ረባሒ?
            <description>ኣብ መንጎ መንግስታት ሶማልያን ኢትዮጵያን ብ11 ታሕሳስ 2024 ኣብ ኣንካራ ቱርኪየ ዝተበጽሐ ምርድዳእ ብሓያሎ ሃገራት ማለት ከም ኣመሪካ፡ ኤውሮጳዊ ሕብረትን ኣፍሪቃዊ ሕብረትን ዝመሰሉ ውድባትን ዓቢ ተቐባልነት ረኺቡ ኣሎ።
መራሕቲ ሶማልያን ኢትዮጵያን “ዝሓለፈ ፍልልያት ቀቢሮም” ንቕድሚት ክቕጽሉ ቃል ይኣትዉ
            <description>ዋሽንግተን — ድሕሪ ናይ ባሕቲ ጥሪ ስምምዕ መዘከር ኢትዮጵያን ርእሰ-ምምሕዳር ሶማሊላንድን ኣብ ከቢድ ምትፍናን ዝጸንሓ ኢትዮጵያን ሶማልያን ፍልልያተን ብሰላማዊን መሬታዊ ልኡላውነትን ብዘኽብር መንገዲ ክፈትሓ ተሰማሚዐን ኣለዋ። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይን ፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ መሓሙድን ንሕሉፍ ፍልልያት ክቐብሩ’ውን ቃሎም ሂቦም ኣለዉ።
ብመሰረት እቲ “ኣዋጅ ኣንካራ” ዝተሰምየ ፈላሚ መግለጺ፡ መንግስታት ኢትዮጵያን ሶማልያን ንመሬታዊ ልኡላውነትን ሓድነትን ብዘውሕስ ግን ከኣ ንኣህጉራዊ ስምምዓት ብዘኽብር መንገዲ ክሰርሓ ተሰማሚዐን ኣለዋ። እቲ መግለጺ ብፍሉይ ንቻርተራት ሕብረት ኣፍሪቃን ሕቡራት ሃገራትን ከም ዘኽብር ይሕብር።
መራሕቲ ክልቲኣን ሃገራት ንዝሓለፈ ፍልልይ ንድሕሪት ገዲፎምን ንኽልቲኦም ወገናት ብዘርብሕ ሓባራዊ ናይ ልምዓት መንገዲ ክኽተሉ ምርድዳኦም’ውን...</description>
ሓደጋ ጃልባ ማድጋስካር ሶማላዊያን -- ብኣንደበት መለስቲ ኣውያት
            <description>ዋሽንግተን — ብድምር 75 ስደተኛታት ዝሓዛ ክልተ ጃላቡ ድሕሪ ናይ ሰለስተ መዓልታት ጉዕዞ: ዝሓለፈ ሕዳር 11 ምሸት ብርሑቕ ሓደ መብራህትን ሓደ ኩርባን ክርእያ ክኢለን።
ድምጺ መቕሪብ ማለት ጸሎት ምሸት'ውን ይሰምዓ ኔረን። ዕላማአን ናብ ማዮት እዩ። እቲ መራሒ ነቲ ዝርእዮን ዝሰምዖን ዝነበረ እንተ ኣረጋገጾ`ኳ ሻቕሎት ኔርዎ።
ሉል ዖስማን መሓመድ ካብ መንጎ`ቶም ናብ ማዮት ዝጉዓዙ ዝነበሩ ሶማልያውያን ክትከውን ከላ፡ እቶም ተሳፈርቲ ክልቲአን ጃላቡ ኣብቲ ባሕሪ ሓዲሮም ንጽባሒቱ ናብታ ደሴት ክኣትዉ ከም ዝተነግሮም ትገልጽ። “እቲ መራሒ ጃልባ ምስቲ ነቲ ጕዕዞ ዝወደበ ሰብ እዩ ተሰማሚዑ። ኣብ ክልቲአን ጃላቡ ኣብ ሓንቲ 20 ኣብታ ካልኣይቲ 40 ክህልዉ እዩ እቲ ስምምዕ፡ ሕጂ ግን 75 ሰባት ኢኹም ዘለኹም፡ ዝተዋህበኒ ገንዘብ እኹል ኣይኮነን፡ ስለዚ እዛ ጃልባ እንተ...</description>
መራሕቲ ኢትዮጵያን ሶማልያን ንዘተ-ሰላም ኣብ ቱርኪየ ኣትዮም ኣለው
            <description>ዋሽንግተን — ፕረዚደንት ቱርኪየ ረጂብ ጠዪብ ኤርዶዋን፡ ኣብ መንጎ ሶማልያን ኢትዮጵያን ንዘሎ ምትፍናን ንምህዳእ ንኽልቲኦም መራሕቲ ናብ ኣንካራ ጸዊዑ የዘራረብ ከም ዘሎ ካብ ቤት ጽሕፈቱ ዝወጽእ ሓበሬታ የርድእ። ፕረዚደንት ኤርዶዋን ትማሊ ሰሉስ ናብ ኣንካራ ዝኣተወ ፕረዚደንት ሶማልያ ሸኽ ሓሰን ማሕሙድን ሎሚ ረቡዕ ናብታ ሃገር ዝኣተወ ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድን ብተናጸል ረኺቡ የዘራርብ ከም ዘሎ ተፈሊጡ'ሎ።
ክልተኦም መራሕቲ ኣብ ማሕበራዊ ገጻቶም እቲ ርክብ ብዛዕባ ዝህሉዎ ትሕዝትፕ ጠቒሶም ኣለዉ። ዝርዝር ግን ኣይሃቡን።
ቅድሚ ሎሚ ንኽልተ ዙርያታት ብሚኒስተራት ጉዳያት ወጻኢ ዝተመርሐ ዘተ-ሰላም ኣንካራ ውጽኢት ኣይሃበን። ሳልሳይ ዙር’ውን ተሰጋጊሩ’ዩ።
ኣብ ቀረባ እዋን ፕረዚደንት ኬንያ ዊልያም ሩቶ’ውን ምስ ፕረዚደንት ዩጋንዳ ዩወሪ ሙሰቨኒ...</description>
ምምሕዳር ጁባላንድን ፈደራልዊ መንግስቲ ሶማልያን ውግእ ጀሚሮም
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ መንጎ ዞባዊ ምምሕዳር ጁባላንድን ፈደራል መንግስቲ ሶማልያን ንሰሙናት ክኸይድ ዝጸንሐ ምትፍናን ኣብ መወዳእታኡ ናብ ውግእ ኣምሪሑ ኣሎ። ንምጅማር'ቲ ውግእ ክልቲኦም ወገናት ንሓድሕዶም ይካስሱ ኣለው። እቲ ግጭት ብሰንኪ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምምሕዳር ጁባንላንድ ዝተኻየደ ምርጫ ዝተበገሰ’ዩ።
ሎሚ ረቡዕ ራስካምቦኒ ኣብ ዝተባህለ ስፍራ ጁባላንድ ኣብ መንጎ ሰራዊት ፈደራልን ናይቲ ምምሕዳር ወታሃደራትን ውግእ ጀሚሩ ኣሎ። ብዛዕባ ዝሰዓበ ክሳራ ዛጊት ኣይተፈልጠን።
ኣደን ኣሕመድ ሓጂ ምኽትል ሚንስተር ጸጥታ ምምሕዳር ጁባላንድ’ዩ። “ሎሚ ንግሆ ካብ ፈደራል መንግስቲ ናብ ራስካምቦኒ ዝመጽኡ ወታሃደራት ኣብ ልዕሊ ሰራዊት ጁባላንድ መጥቃዕቲ ፈጺሞም። እቲ ግጭት ብደብዳብ ድሮን’ዩ ፈሊሙ። ቀጺሉ ድማ ናብ ኢድ ብኢድ ውግእ ቀጺሉ። ዛጊት ሓደ መስርዕ ካብ ሰራዊት...</description>
ባህላዊ ሕጊ ብሄረሰብ ዒሳ ኣብ ዩኔስኮ ተመዝጊቡ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ኢትዮጵያ: ጅቡትን ሶማልያን ዝነብሩ ብሄረሰብ ዒሳ ንዘመናት ዝተጠቐመሉ ኣፋዊ ባህላዊ ሕጊ፡  ዓለማዊ ቅርሲ ኮይኑ ክምዝገብ ናይ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሳይንስ ትምህርትን ባህልን(ዩኔስኮ) ኣፍሊጡ።
“ሄር ዒሴ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ባህሊ፡ ብወግዒ ዝተዋደደ ደሞክራሲያዊ ስርዓት ምምሕዳር ምዃኑ ይንገረሉ።
እቲ ሰለስተ መሰረታዊ መሓውራት ዘለውዎ ባህላዊ ስርዓተ ሕጊ፡ ስልጣንን መምርሕታትን ዝውስን ኮይኑ ዕርቅን ኣብ ፍትሕን ዘተኮሩ ሕግታትን፡ ከምኡ`ውን ማሕበራዊን ውልቃዊን ስነ-ስርዓታት ብዝርዝር የውጽእን የመሓድርን።
እዚ ብዩኔስኮ ኣፍልጦ ዝረክብ ዘሎ ባህላዊ ሕግታት ብሄረሰብ ዒሳ፡ ኣብ መንጎ ኣባላት ማሕበረሰብን ከምኡ`ውን ምስ ካልኦት ሕብረተሰባት ብሰላም ሓቢርካ ንምንባርን ኣገዳሲ ተራ ከም ዝጻወት ይንገረሉ።  
ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚኒስተር ኣቢይን ክመጽእ ዝኽእል ለውጢን? - ትንታነ
ጻውዒት ሰላም ቀ/ሚኒስተር ኣቢይን ክመጽእ ዝኽእል ለውጢን? - ትንታነ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ በበይኑ ወገናት ኢትዮጵያ፡ ብሕልፊ ድማ ክልላት ኣምሓራን ኦሮሚያን ሰፋሕቲ ግጭታት ኣብ ዝርኣየሉ ዘሎ እዋን፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ፡ ዕጡቓት ናብ መኣዲ ሰላም ክመጽኡ ጸዊዑ ኣሎ። ካብ መንጎ’ቶም ዝቃለሱ ዘለዉ ግን ጻውዒት መንግስቲ ቅንዕና ዘለዎ ኣይኰነን ይብሉ።
ድሕሪ ናይ ክልተ ዓመት ደማዊ ኲናት ክልል ትግራይ፡ ኣብ ክልል ኦሮሚያን ኣምሓራን ብዝተወልዐ ሰንሰለታዊ ግጭታት እትሕመስ ዘላ ኢትዮጵያ፡ ኣበየ-ኩርናዕ እታ ሃገር ቅትለት፡ መጭወይቲ፡ ደብዳባት ድሮናት፡ ንሲቪላዊ ዒላማ ዘነጻጸረ መጥቃዕታት ይጋፋሕ ከም ዘሎ ይግለጽ።
ብምኽንያት ሓሙሻይ ዓመት ምስረታ ሰልፊ ብልጽግና፡ ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝሃቦ ቃል፡ ተዋጋእቲ ናብ ባይታ ዘተ ንኽኣትዉ ጻውዒት ኣቕሪቡ።
''ከምቲ ቅድሚ ሎሚ ዝጠቐስኩዎ፡ ኣብ ክልላት ኣምሓራን...</description>
ምንቅስቓስ ፋኖ ብኣባላቱ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ቅትለት ሰሜን ሸዋ ይነጽግ
            <description>ዋሽንግተን — ምንቅስቓስ ፋኖ ብኣባላቱ ተፈጺሙ ንዝተባህለ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብሰፊሑ ክዝርጋሕ ዝቐነየ ምስልታት ቅትለት ነጺጉ። እዚ ኣብ ሰሜን ሸዋ ናይ ክልል ኦሮሚያ ተፈጺሙ ዝብሃል ኣሰቃቒ ቅትለት፡ ካብ ፈደራልን ክልላዊን መንግስታት ተሪር ግብረ-መልሲ ኣስዒቡ’ዩ።
ጋዜጠኛ ነበር እስክንድር ነጋ፡ ሓላፊ ህዝባዊ ሚሊሻ ፋኖ ኣምሓራ ምዃኑ’ዩ ንድምጺ ኣመሪካ ተዛሪቡ። ንድሕነቱ ዝርከቦ ስፍራ ከካፍል ፍቓደኛ ኣይኰነን። ነቲ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ክዘውር ዝቐነየ ምስልታትን ነቲ ተግባርን ኣትሪሩ ብምዅናን፡“እወ ነቲ ቪድዮ ርእየዮ’የ። እንተዀነ ፋኖ ኣብዚ ባርባራዊ ተግባር ኢድ የብሉን።”
ኣብ ቀረባ እዋን ክዘውር ዝቐነየ ክልተ ሓጸርቲ ቪድዮታት ብዘሰቅቕ መንገዲ ተኣሲሮም ንማሕረድቲ ክፈራርሑ የርኢ። ድምጺ ኣመሪካ ዝረኸቦም ስድራቤት ካብቶም ኣብቲ ቪድዮ ዝርኣዩ፡...</description>
ኣብ ገማግም ማዳጋስካር ብዘጋጠመ ሓደጋ ጃልባ 24 ሶማላውያን ሞይቶም
            <description>ዋሽንግተን — መብዛሕትኦም ሶማላውያን ምዃኖም ዝተፈልጡ 70 ተጓዓዝቲ ስደተኛታት ጃልብኦም ኣብ ወሰናስን ማያት ማዳጋስካ ኣንፈት ኣጥፊአን ድሕሪ ምስዋረን ብውሑዱ 24 ሰባት ምማቶም ሰብ-መዚ ሶማሊያ ሓቢሮም።
ካብቶም ተጓዓዝቲ 46 ከም ዝደሓኑ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሶማሊያ ኣሕመድ መዓሊም ፊቂ ንመራኸቢ-ብዙሃን እታ ሃገር ኣፍሊጡ።
ካብ መንጎ’ቶም ዝሞቱ ዜጋታት ኢትዮጵያ ክህልዉ ከም ዝኽእሉ እቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ሓቢሩ ኣሎ። ካብ መንግስቲ ዝተላእከ ኣካል ናብ ማዳጋስካር ተጓዒዙ ነቲ ጉዳይ ከም ዝምርምሮ’ዩ ሓበሬታ እቲ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ይጠቅስ።
ሰብ-መዚ ማዳጋስካር፡ ባዕላቶም እኹል ዳህሳስ ገይሮም ኣብ መደምደምታ ክሳብ ዝበጽሑ ኣሃዝ ምዉታት ንምሃብ ከም ዘይክእሉ ገሊጾም ኣለዉ። እቲ ዝተባህለ ቍጽሪ ካብቶም ዝደሓኑ ስደተኛታት ዝተረኽበ ከምዝኾነ...</description>
ሰበ-ስልጣን ፈደራልን ክልልን ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ሓደ መንእሰይ ተፈጺሙ ዝብሃል ቅትለት  ኮኒኖሞ
            <description>ዋሽንግተን — ሰበ-ስልጣን ፈደራልን ክልልን ኢትዮጵያ ነቲ ኣብ ሰሜን ሸዋ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ልዕሊ ሓደ መንእሰይ ተፈጺሙ ዝብሃል ቅትለት "ጨካን ተግባር" ክብሉ ኮኒኖሞ። እዚ ግብረ-መልሲ ዝስማዕ ዘሎ፡ እቲ መንእሰይ ርእሱ ክቑረጽ ከሎ ዘርኢ ክልተ ዘይተረጋገጸ ቪድዮታት ክወጽእ ምስ ጀመረ`ዩ።
ድምጺ ኣመሪካ ዝረኸቦ ቪድዮታት ክልተ ዝተፈላለዩ ሰባት ዘርኢ`ዩ። ክልቲኦም ሰባት ብዘይተፈልጡ ሰባት ተታሒዞም ከለዉ የርኢ። ድምጺ ኣመሪካ ነዞም ክልተ ቪድዮታት ሓቅነቶም ከረጋግጽ ኣይክኣለን። ኣበይን መኣስን ተቐሪጾም`ውን ንጹር ኣይኮነን።
እቲ ቀዳማይ ቪድዮ ሓደ ካራ ዝሓዘ ሰብ ንኻልእ ሰብ ኣብ ምድሪ ኣደቂሱ ጎሮርኡ ክሓርዶ ብዝመስል ካራ ሒዙ ከጽጋዕ ይርኣይ- እቲ ግዳይ ዝተባህለ ድማ ምሕረት ይልምን።እቲ ናይ 26 ሰኮንድታት ቪድዮ እቲ ግዳይ ክሕረድ ከሎ ኣየርእን`ዩ። ድምጺ...</description>
ኣብ ሶማሊላንድ ምቁጻር ድምጺ ተጀሚሩ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ሶማሊላንድ ምቑጻር ድምጺ ኣብ ዝቐጸለሉ እዋን ሰለስቲኦም ፕረዚደንታዊ ሕጹያት ንውጽኢት ምርጫ ክቕበሉ ምዕራባዉያን ዲፕሎማት ይጽውዑ`ለዉ። እቶም ዲፕሎማት ነቲ ደሞክራሲያዊ መስርሕ ንምዕዛብ ኣብ ዝተፈላለያ ከተማታት ን30 መደበራት ምርጫ ከም ዝበጽሑ ሓቢሮም ኣለዉ። መባእታዊ ውጽኢት ዝመጽእ ሰሙን ክፍለጥ ትጽቢት ይግበር።
እቶም ካብ ኣመሪካ: እንግሊዝ: ጀርመን: ስዊድንን ካልኦት ሓሙሽተ ሃገራትን ዝመጹ ዲፕሎማት፡ ንኮሚሽን ምርጫ ሶማሊላንድ ብምንኣድ ካብ ምዝገባ ጀሚሩ ክሳብ ምምራጽ ናጻን ዘይወገናውን እዩ ኔሩ ኢሎም።
ኣብቲ ካብ 2003 ጀሚሩ ንራብዓይ ግዚኡ ዝካየድ ዘሎ ፕረዚደንታዊ ምርጫ ልዕሊ 1.2 ሚልየን ሰባት ተመዝጊቦም ኣለው ። ሶማሊላንድ ኣብ 1991 ካብቲ ዝተረፈ ሶማልያ ተፈንጪላ`ያ- እንተኾነ ዓለማዊ ኣፍልጦ ኣይረኽበትን። ሶማልያ ሕጂ`ውን...</description>
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ተኻይዱ
            <description>ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ይስዓር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ጽቡቕ ምሕዝነት ክህሉ ይምነዩ።</description>
ፕረዚደንታዊ ምርጫ ሶማሊላንድ ተኻይዱ
            <description>ዋሽንግተን — ኣብ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ሎሚ ሃገራዊ ምርጫ ክካየድ ውዒሉ። ዞባዊ ውጥሪ ኣብ ዝሓየለሉ እዋን፡ ኣድመጽቲ ፕረዚደንቶም ክመርጹ ውዒሎም ኣለዉ። ኣብ ሶማሊላንድ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያን ድማ ዝሰዓረ ይስዓር ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ጽቡቕ ምሕዝነት ክህሉ ይምነዩ። 
ኣብ ርእሰ ከተማ ሃርጌሳ ፕረዚደንት ሙሰ ቢሂ ኣብዲን መራሒ ተቓወምቲ ዓብድራሕማን ኢሮን ብንግህኡ ድምጾም ሂቦም ኣለዉ። ክልቲኦም ድማ ህዝቢ ብሰለማዊ ኣገባብ ድምጹ ክህብ ጸዊዖም። ጉለድ ጃማ ፍሉጥ ጠበቓ ሰብኣዊ መሰላትን ተንታንን ከኸውን ከሎ ኣብ ሃርጌሳ ድምጹ ምስ ሃበ ንድምጺ ኣመሪካ ርእይትኡ ሂቡ ኔሩ። ንሱ እቲ ምሃብ ድምጺ ኣብ ኩሉ ዞባታት ከም ዝተጀመረ፡ ሰባት ካብ ንግህኡ ጀሚሮም ብሰላም ድምጾም ይህቡ ምንባሮም ድሕሪ ምግላጽ፡ ነቲ መራጺ ዘገድሶ፡ ቁጠባ፡ ኣፍልጦ ፖሊሲ ወጻኢ...</description>
ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተዛዚሙ
            <description>ዋሽንግተን — ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ትማሊ ሰንበት ብወግዒ ተዛዚሙ’ሎ። ሰለስቲኦም ሰልፍታት ኣብ ምልእቲ’ታ ሃገር  ወፍሪ ምርጫ ዘካይድሉ ሓደ መዓልቲ’ዩ ኔርዎም። ብመሰረት ወግዓዊ ከይዲ ምርጫ ሶማሊላንድ ክልተ መዓልታት ቅድሚ’ቲ ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ወፍሪ ምርጫ ኾነ ኣኼባታት ምክያድ ኣይከኣልን። ኣብዚ ምርጫ ኣብ ስልጣን ንዘለዉ ፕረዚደንት ሙሰ ቢሂ ኣብዲን ፓርቲኦምን ዝብድህዎም ሕፁያት ክልተ  ሰልፍታት'ዮም።  
ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ተዛዚሙ
            <description>ወፍሪ ጎስጓስ ምርጫ ርእሰ ምምሕዳር ሶማሊላንድ ትማሊ ሰንበት ብወግዒ ተዛዚሙ’ሎ። ሰለስቲኦም ሰልፍታት ኣብ ምልእቲ’ታ ሃገር  ወፍሪ ምርጫ ዘካይድሉ ሓደ መዓልቲ’ዩ ኔርዎም። ብመሰረት ወግዓዊ ከይዲ ምርጫ ሶማሊላንድ ክልተ መዓልታት ቅድሚ’ቲ ምርጫ ዝካየደሉ ዕለት ወፍሪ ምርጫ ኾነ ኣኼባታት ምክያድ ኣይከኣልን። ኣብዚ ምርጫ ኣብ ስልጣን ንዘለዉ ፕረዚደንት ሙሰ ቢሂ ኣብዲን ፓርቲኦምን ዝብድህዎም ሕፁያት ክልተ  ሰልፍታት'ዮም።  </description>
መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብምምራጽ ዶናልድ ትራምፕ ሓጐሶም ይገልጹ፡ ተንተንቲ ግን...
            <description>መራሕቲ በበይነ ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሎሚ ረቡዕ ኣጋ-ንግሆ ምምራጹ ንዘመስከረ ዶናልድ ትራምፕ ዘለዎም ድጋፍን ኣብቲ ዞባ ክመጽእ ንዝኽእል ጽምዶን ንኢዶም። እቶም ድሮ ናይ ዮሃና መልእኽቶም ገሊጾም ዘለዉ መራሕቲ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪቃ፡ ንሓድሽ ዝተመርጸ ዶናልድ ትራምፕ ጽቡቕ ምንዮቶም ብምግላጽ፡ ሃገራቶም ምስ ምምሕዳሩ ብሰናይ ድሌት ክሰርሓ ዘለወን ድሌት’ውን ጠቒሶም።</description>