ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ጥሪ 2024

Your browser doesn’t support HTML5

ፈነወ ድምጺ ኣመሪካ ቋንቋ ትግርኛ 11 ጥሪ 2024 ዕለታዊ ዜና ኣብ ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበን እስራኤል ኣብ ቓዛ ዓሌታዊ ምትስናት ተካይድ ኣላ ብምባል ደቡብ ኣፍሪኣ ዝመስረተቶ ክሲ ዝምልከት ጸብጻብን መደብ ጥዕናን - ስነ ኣእምሮ ተጽዕኖ ኣብ እዋን ኵናት የጠቓልል።