አዲስ አበባ —
ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ብቅልጡፍ ንኣገልግሎት ክዳለዋ ይግባእ ክብሉ ፕረዚደንት ዓለምለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ፍራንቸስኮ ሮካ ኣፍሊጦም።
ፕረዚደንት ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ኣቶ ኣበራ ቶላ ብወገኑ "ሎሚ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ሰብኣዊ ኩነታት፣ ቅድሚ’ቲ ውግእ ዝነበሩ ድምር ጸገማት" ከምዝኾኑ ጠቂሱ'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
'ኣብ ክልል ትግራይ ዘለዋ ትካላት ጥዕና ብቅልጡፍ ንኣገልግሎት ክዳለዋ ይግባእ' ፕረ. ዓለምለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል