ንዝኽሪ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ደራፋይ ኤርሚያስ ኣስገዶም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ መደብ ተኻይዱ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

ንዝኽሪ እቲ ዝሓለፈ ሰንበት ኣብ ሎስ ኣንጀለስ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ደራፋይ ኤርሚያስ ኣስገዶም (ኒብሲ ሃስል) ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዩናይትድ ስቴትስ ዝካየድ ዘሎ መደባት ዝኽሪ ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ እውን ትማሊ ምሸት ተኻይዱ ነይሩ።

መብዛሕቲኦም መንእሰያት፡ ነቲ ርእስኻ ምዃንን ምትሕግጋዝን ዝምሃረናን ኣካይዳና ዘርኣየናን ኒብሲ ሃስል ክነመስግን መጺና ይብሉ።ኣይክንርስዖን ኢና ነቲ ዝጀመሮ ብምቕጻል`ውን ኣብ ምዕራፉ ክነብጽሖ ኢና ዝብል መልእኽትታት ዓብላሊ ኔሩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ንዝኽሪ ዝሓለፈ ሰንበት ዝተቐትለ ኤርትራዊ ኣሜሪካዊ ደራፋይ ኤርሚያስ ኣስገዶም ኣብ ዋሽንግተን ዲሲ ናይ ሽምዓ መብራህቲ መደብ ተኻይዱ