ዋሽንግተን —
ኣብ ኢትዮጵያ ክልል ትግራይ፥ መንእሰያት ኣባላት ፈንቅል እናተባህሉ ይእሰሩ`ለዉ ንዝብል ክሲ ክትምልስ፥ ብድምጺ ኣሜሪካ ዝተሓተተት ሓላፊት ኮምኒኬሽን መንግስቲ`ቲ ኽልል ወ/ሮ ሊያ ካሳ፥ ከምኡ ዝብሃል ጉጅለ ኣብ ትግራይ ባይታ የብሉን፥ ዝኾነ ህውከት ክፈጥር ዝፈተነ ግን ህዝቢ ትግራይ ክጻወሮ ኣይክእልን`ዩ ኢላ።
ካልኣይ ክፋል ቃለ መጠይቕ ወ/ሮ ሊያ ካሳ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
‘ትግራይ ህውከት ክፈጥሩ ንዝፍትኑ ባይታ ኣይትፈቅድን’ ወሃቢት ቃል-መንግስቲ ክልል ትግራይ ወ/ሮ ሊያ ካሳ