ዋሽንግተን —
ኣብዚ ኣብ ኣሜሪካ ኣብ ሲ-ፎልስ ትብሃል ከተማ ግዝኣት ሳውዝ ዳኮታ ኣብ ዝርከብ ስሚዝፊልድ ዝብሃል ፋብሪካ መመስርሒ ስጋ ሓሰማ፥ ቫይረስ ኮሮና ብሃንደበት ብናህሪ ከምዝተላብዐ ይንገር ኣሎ።
ኣብቲ ፋብሪካ ልዕሊ 700 ኤርትራውያንን ኢትዮጵያንን ዝሰርሑ ዘለዉ ክኾኑ ኸለዉ፡ዛጊት ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ በቲ ቫይረስ ከምዝተለኽፉ ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢሮም።
ምስ ሓደ ኣብቲ ፋብሪካ ዝሰራሕ በቲ ቫይረስ ዝተታሕዘን፡ ምስ ሓደ ኣወሃሃዲ ኮሚኒቲን ናብ ዝገበሮ ቃለመጠይቕ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።
Your browser doesn’t support HTML5
ቃለ መጠይቕ ምስ ነበርቲ ቫይረስ ኮሮና ብናህሪ ዝተላብዓላ ፋብሪካ ምምስራሕ ስጋ ሓሰማ ስሚዝፊልድ ኣሜሪካ