ቃለ መጠይቅ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ አብ ጉዳይ ኣብ አዲስ አበባ ዝተአስሩን ትካላቶም ዝተዓሸገ ተወላዶ ትግራይ

  • በትረ ስልጣን

ኣምነስቲ ኢንተርናሽናልን ኮምሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያን ኣብ ዘውጽእዎ መግለጺ ‘ብርክት ዝበሉ ተጋሩ ኣብ አዲስ አበባ ከምዝተኣሰሩን ንግዳዊ ትካላቶም ከምዝተዓሸጉን’ ገሊጾም እዮም።

ነባሪ አዲስ አበባ በዓል ሞያ ሕጊን ዝኾነ ጋሻና ‘እቲ ብሚድያታትን ተሓለቅቲ መሰላትን ዝተገለጸ ስጒምቲ መንግስቲ ኢትዮጵያ ሓቂ ከምዝኾነ’ ኣረጋጊጹልና ኣሎ።

ምስ በዓል ሞያ ሕጊ ኣቶ ተስፋ አለም በርሀ ዝተኻየደ ቃለ መሕትት ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ።

Your browser doesn’t support HTML5

xቃለ መጠይቅ ምስ በዓል ሞያ ሕጊ አብ ጉዳይ ኣብ አዲስ አበባ ዝተአስሩን ትካላቶም ዝተዓሸገ ተወላዶ ትግራይ