No media source currently available
ሕጹያት ፕረዚደንታዊ ምርጫ ኣመሪካ ኣብዚ ቅድሚ ምርጫ ዘሎ ናይ መወዳእታ ሰሙን “መዕጸዊ መጎተ’’ ኢሎም ዝፅውዕዎ ጎስጓስ ምርጫ ኣቕሪቦም ኣለው።