ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

`ኢትዮጵያ ትጥቀመሉ ሕጊ ጸረ-ሽበራ፡ ንነቐፍቲ ንምዕፋን ዝተፈጥረ መሳርሒ`ዩ`


ዮናታን ተስፋዬ
ዮናታን ተስፋዬ

መንግስቲ ኢትዮጵያ ንወሃቢ ቓል-ሰማያዊ ፓርቲ ዮናታን ተስፋዬ ኣብ ማህበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ ብምንቃፉ ከምዝተኣስረ ኣምነስቲ ኢንተርናሽናል ይግለጽ።

ኣብ ክሊ ኦሮሚያ ህዝባዊ ተቓውሞ ተላዒልሉ ኣብ ዝነበረ እዋን፡ ዮናታን ተስፋዬ ሽበራ ብምልዕዓል ተኸሲሱ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ይርከብ።

ሊዊስ ጎርዶን ዲረክተር ማእከል ሓለዋ ኸባብን ሰብኣዊ መሰላትን`ዩ። ኢትዮጵያ ትጥቀመሉ ጸረ-ሽበራ ሕጊ " ብ4ተ ናይ ሕቡራት ሃገራት ፍሉያት መርመርቲ ወይ ራፖርተራትን፡ ከምኡ ኸኣ ብኮሚሽን ኣፍሪቃ ጉዳይ ሰብኣዊ መሰላትን ብመንግስታት ኣመሪካን ብሪጣንያን ዝተኾነነ`ዩ " ይብል።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብ`ዚ ምስማዕ ይክኣል።

please wait

No media source currently available

0:00 0:03:19 0:00

XS
SM
MD
LG