ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ቻይናዊ ትካል ኣሊባባን መንግስቲ ኢትዮጵያን ከተማ አዲስ አበባ መድረኽ ማእከል ዓለምለኸ ንግዲ ኤሌክትሮኒክስ ንምግባር ዘክእል ስምምዕ ተፈራሪሞም


መስራቲ ትካል ኣሊባባ ጃክ ሞን ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድን ኣብቲ ምፍርራም ስምምዕ ከምዝተረኸቡ’ውን ተፈሊጡ’ሎ። ክልቲኦም ወገናት ኣብ ኣርባዕተ ዓውድታት ወፍሪን ቴክኖሎጂን ምፍርራሞም ተገሊጹ’ሎ። መስራቲ ኣሊባባ ጃክ ሞ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ክልተ መዓልታት ወጎኣዊ ምብጻሕ የካይዱ ምህላዎም ይፍለጥ።

XS
SM
MD
LG