ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

"ኢትዮጵያ ንድሕሪት ዝመልሳ ሓይሊ የለን"ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ


ኢትዮጵያ ድሕሪ ደጊም ንድሕሪት ክመልሳ ዝኽእል ሓይሊ የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚንስተር ኣብይ ኣሕመድ ተዛሪቦም።

ዘጋጥሙ ዘለው ፈተናታት እውን ኣብ እዋን ምሕዳስ ገዛ ምስ ዘጋጥም ኩነታት ብምንፅፃር ዝርአ ዘሎ ዓውዓውታን ደሮናን፣ኢትዮጵያ ንምድሓን ትጉዓዝ ከምዘላ ዘርኢ እዩ ኢሎም።

እቶም ቀዳማይ ሚንስተር ነዚ ዝበሉ ሎሚ ካብዝተፈላለያ ክልላት ኢትዮጵያ ምስ ዝተዋፅኡ ትሕቲ ዕድመ መንእሰያት ኣብ ዝተራኸብሉ እዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

"ኢትዮጵያ ንድሕሪት ዝመልሳ ሓይሊ የለን"ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ
please wait

No media source currently available

0:00 0:03:01 0:00

XS
SM
MD
LG