ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

'ኣብ ኢትዮጵያ ይረአ ዘሎ ለውጢ ንምቕልባስ ምፍታን ከንቱ ባህጊ’ዩ' ቀ /ሚ አብይ አሕመድ


ቀ /ሚ አብይ አሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ይረአ ዘሎ ለውጢ ንምቕልባስ ምፍታን ከንቱ ባህጊ’ዩ ኢሎም። ንሶም ነዚ ርእይቶ’ዚ ዝሃቡ ሎሚ ኣብ ዝተካየደ አኼባ ቤት ምኽሪ ወከልቲ እታ ሃገር’ዩ።

እቶም ቀ/ሚ ኣብ ናይ ሎሚ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ንበጀት ቀጻሊ ዓመት ኣብታ ሃገር ይሳለጡ ዘለው ለውጢታትን ነቶም ለውጢ ንምትዕቓፍ ዝግበሩ ዘለው ሽርሒታት ዝበልዎም ጠቒሶም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

XS
SM
MD
LG