ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ማራቶን ኒውዮርክ 2017

ሕዳር 5,2017 ኣብ ከተማ ኒውዮርክ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ማራቶን ብደቂ ኣንስትዮ ኣሜሪካዊት ሻለን ፍላንገን ቀዳመይቲ፡ኬንያዊት ማሪ ሊታንያ ካልኣይቲ ኢትዮጵያዊት ማሚቱ ደስቃ ሳልሳይቲ ብምኳን ክዕወታ ከለዋ ብደቂ ተባዕትዮ ኬንያዊ ጀፈሪ ካማዎር ቀዳማይ፡ ኬንያዊ ዊልሰን ኪፕሳንግ ካልኣይ ኢትዮጵያ ለሊሳ ደዲሳ ሳልሳይ ብምኳን ተዓዊቶም ኣለው።

XS
SM
MD
LG