ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

መበል 23 ሃገራዊ ውድድር ፍርቂ ማራቶን ኣብ  ኣስመራ ተኻይዱ

ኣብቲ ሰንበት 17 መስከረም 2017 ዝተኻያደ ውድድር ደቂ ተባዕትዮ ፊሊሞን ዓንደ 1ይ: ብርሃነ ተስፋይ 2ይ: ሳምሶን ኣማረ 3ይ ኮይኖም ውድድሮም ፈጺሞም።

ኣብ ውድድር ደቂ ኣንስትዮ ከኣ ዶልሺ ተስፋይ፣ሉላ ወ/ገብርኤልን ኪዳኑ ተሾመን ካብ 1ይ ክሳብ 3ይ ብምኳን ዝተዳለወሎም ናይ ገንዘብን መዳልያን ሽልማት ተቐቢሎም።

XS
SM
MD
LG