ክርከብ ዝኽእል መራኸቢታት

ታሪኻዊ ምርጫ ኣንጎላ

ኣንጎላ፡ ነታ ሃገር ንዝሓለፈ 38 ዓመታት ዝመርሕዋ ፕረዝደንት ጆስ ሳንቶስ ዘይሳተፍሉ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ሎሚ ከተኻይድ እያ። ኣብ መንጎ ገዛኢ ፓርትን ተቃወምትን ዓብይ ውድድር ዝተራእየሉ ፕረዝደንታዊ ምርጫ ምኳኑ'ውን ተፈሊጡ'ሎ።

ገለ ስእልታት መስርሕ ምርጫ ነዚ ይመስል።


ተወሳኺ ጽዓን

XS
SM
MD
LG